ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሑመራን ከባኡን ዝተቋረፀ ሓይሊ መሊስካ ንምርኻ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሑመራን ከባቢኡን ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ምኽንያት ዝተቛረፀ ሓይሊ መሊስካ ንምርኻብ ዘኽእል ስራሕ ከምዝተጀመረ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሽረ- ሑመራ ኣብ ዝተዘርገሐ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ልዑል መተሓላለፊ ኤሌክትሪክ ዝሽከም ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምልዕዓል ኣገልግሎት ወለንታ እዋን ክረምቲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ መድረኽ ምልዕዓል ኣገልግሎት ወለንታ እዋን ክረምቲ ኣብ ዝኽሪ ዓድዋ ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ሩሲያ ምስ ዩክሬን እናገበረቶ ንእትርከብ ኲናት ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ሰሜን ኮሪያ ፒዮንግያንግ ዝኣተዉ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ፕሬዚዳንት እታ ሃር ኪም ጆንግ ኡን ብወታደራዊ ምርኢት ዝተዓጀበ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፑቲን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መስከረም ኪም ጆንግ ኡን ብዘቕረቡሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕሙም ኣሳፊራ ናብ ሆስፒታል እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣምቡላንስ ብምግልባጣ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወረዳ ዳሰነች ሕሙም ኣሳፊራ ንዝሐሸ ሕክምና ናብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ጂንካ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣምቡላንስ ብምግልባጣ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ አርባዕተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት በፂሑዎም። እቲ ሓደጋ ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ በና ፀማይ ቀበሌ…
ስፓርት ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Jun 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ካሜሩን ኣምሪሑ። መበል 23 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ብኣሰናዳእነት ካሜሩን ኣብ ከተማ ዱዋላ ከምዝካየድ ካብ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግን ማእኸል ኣካዳሚክ መፅናዕቲን ምርምርን ንምጥያሽ ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ መፅናዕቲ ወፃኢ ቤጂንግን ኣብቲን ዩኒቨርሲቲታት ማእኸል ኣካዳሚክ መፅናዕቲን ምርምርን ንምጥያሽ ዘኽእሎም ዘተ ኣካይዶም። ብፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲና ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ንፍትሓዊ ስርዓት ኢኮኖሚን ፋይናንሰን ዓለምን ዝሰርሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ንጠለብ ብዙሓት ማሕበረሰብ ዓለም ጠተው ዝበለን ንፍትሓዊ ስርዓት ኢኮኖሚን ፋይናንሰን ዓለምን ዝሰርሕ በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲ ማዕቐፍ ምትሕብባር ከምዝኾነ ምክትል ፕዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ። ኣብ ሩሲያ ቭላዲቮስቶክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ 400 ሺህ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ተኸፋፊሉ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ ዘድሊ 700 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እቲ ልዕሊ 400 ሺሕ ኩንታል ንሓረስቶት ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ፡፡ ዝተረፈ 300 ሺሕ ኩንታል መዳበሪያ ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ክበፅሕ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ተወከልቲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ተወከልቲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ "ዝተወደበ ተሳትፎ ሲቪል ማሕበራት ንኩለመዳይ ምዕባለ“ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማና ምስ ዝርከቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሓደ መዓልቲ ብዘጋጠሙ ክልተ ናይ ጃልባ ሓደጋታት 11 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጠረፍ ባሕሪ ጣልያን ትማሊ ብዘጋጠሙ ክልተ ሓደጋታት ጃልባ ብውሑዱ 11 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ልዕሊ 60 ናብ ዝኣተዉዎ ከምዘይተፈለጠ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ጥቓ ደሴት ላምፔዱሳ እናተገጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ ምጥሓል ናይ 51 ተጓዓዝቲ…