ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ይካከድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካከድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኩለን ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ተሳቲፎም፡፡ ትውልዲ ብምምሃር፣ ሓድነት ብምጥንኻርን ሰላም ኣብ ምሕላውን ግደ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ውሕጅን ጋህሲ መሬት ዘስዕብ ዝናብ ክህሉ ኢዩ – ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 11 መዓልቲታ ዝህሉ ተደጋጋሚ ዝኾነ ከቢድ ዝናብ ውሕጅን ጋህሲ መሬትን ከስዕብ ስለዝኽእል ዝምልከቶም ኣካላት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ምዕራብ፣ ሰሜን ምዕራብ፣ ሰሜን፣ ሰሜን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን መድሃኒት ፀረ ሕማም ዓሶ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምክልኻል ሕማም ዓሶ ንምጥንኻር ካብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ፤ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዝግመት መድሃኒት ፀረ ሕማም ዓሶ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ብዋና ዳይሬክተር ዩኤስኤኣይዲ…
ቢዝነስ መመሓየሺ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ንዕቤት ትካላት ፋይናንስ በሪ ከምዝኸፈተ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ስዒቡ ብሄራዊ ባንኪ ብዝወሰዶ መመሓየሺ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ንዕቤት ትካላት ፋይናንስ በሪ ዝኸፈተ ወሳኒ ስጉምቲ ከምዝኾነ ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ባንኪ ገሊፆም። ዕዳጋ ዝመርሖ ስርዓት ተመን ሸርፊ ወፃኢ ተግባራዊ ምግባሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ቪዛ ካርድ ምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ኣቢልካ ቪዛ ካርድ ንምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቪዛ ካርድን ባንኪ ኣቢሲኒያን ሎሚ መዓልቲ ብሓባር ኣጀሚሮምዎ፡፡ ቪዛ ዳይሬክትን ቴሌብር ሬሚት ኣፕን ቴሌብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ኬንቾ ቀበሌ ሻቻ ጎዝዲ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ልዕሊ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ኣቐሑት ህንፀት ገይሩ። ሓላፊት ክፍሊ ፋውንዴሽን እቲ መገዲ ኣየር ሰናይት ንጉሴ÷ እቲ ሓገዝ ንዋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ንስትራቴጂካዊ ድልድል ሩሲያ አዕንያ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ሩሲያ ግዝኣት ኩርስክ ትገብሮ ገስጋስ ብምሕያል ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ካልኣይ ስትራቴጂካዊ ድልድል ከምዘዕነወት ኣፍሊጣ፡፡ ወታደራት ዩክሬን ኣብ ዝቫኖ ሩባ ሴይም ኣብ ዝርከብ ድልድል መጥቃዕቲ አንትፍፅሙ ዘርኢ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ጅቡቲ ብሚኒስትር ኢነርጂ እታ ሃገር ዮኒስ አሊ ገዲ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣበረ ዘተኦም÷ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ሆራይዘን ተርሚናል ንኢትዮጵያ ነዳዲ ናይ ምሃብ ኣገልግሎት ኣብ ዘጠናኽሉ ጉዳይ ትኹረት…
ስፓርት ንኣትሌት ኮንስታብል ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ 33 ኦሎምፒክ ፓሪስ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ልዐል ኣስተዋፅኦ ንዘበርከተን 5ይ ደረጃ ብመሓዝ ብዲፕሎማ ንዝዛዘመን ኣትሌት ደሬሳ ገለታ ዕቤት መዓርግ ሂቡ። በዚ መሰረት ነቲ ኣትሌር መዓርግ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ከምዝተውሃቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ሓድነት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ትኹረት ከምዝግበር ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ አመልኪተን። ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ከተማ ደሴ ሓምለዋይ…