Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ባህርዳር ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ባህር ዳር፣ ጎንደር፣ ደሴን ወልዲያን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ከተማ ባህርዳር÷ ሰላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ/ዓረፋ/ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ ሃገር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ህዝበ ሙስሊም ኣብ በዓል ዒድ ኣል ኣደሃ/ኣረፋ ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ከሕልፎ ይግባእ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት…

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃረር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክልል ኣብ ከተማን ገፀርን ከተማታት ዝርከቡ ተኸተልቲ እቲ እምነት ካብ ወጋሕታ ጀሚሮም ሃረር…

ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ናይጄሪያ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ምስ ጦር ኮሌጅ ፌዴራል ሪፐብሊክ ናይጄሪያ “ምሕላው ዓውዲ መዓድን ንዝተጠናኸረ ብሄራዊ ድሕነነት” ብዝብል ርእሲ ልውውጥ ልምዲ ገይሩ። ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ ልውውጥ ልምዲ÷ ኢትዮጵያ ብዙሕ…

ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ይርከብ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ሰራዊት ሓለዋ ሓይሊ ኣየር ካብ ድሕንነት እቲ ትካል ሓሊፉ ሰላም ከባቢኡ እናረጋገፀ ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሓለዋ እቲ ክፍለ ጦር…

ካብ ተሓጋዛይነት ብምልቓቕ ሓደጋ ንምፅዋር ዘኽእል ጥንኩር ሃገራዊ ቁመና ንምፍጣር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ለውጢ ዓመታት ካብ ተሓጋዛይነት ብምውፃእ ብዓርሰ ዓቕሚ ሓደጋ ንምፅዋር ዘኽእል ጥንኩር ሃገራዊ ቁመና ንምፍጣር እናተሰርሐ ምዃኑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ገሊፆም። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ…

ኣብዚ በጀት ዓመት ቀረብ እታወት ሕርሻን ሽፋን ዘርኢን ልዑል ለውጢ ዝተመዘገበሉ ኢዩ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ በጀት ዓመት ቀረብ እታወት ሕርሻን ሽፋን ዘርኢን ልዑል ለውጢ ዝተመዘገበሉ ከምዝኾነ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ገምጋም ኣፈፃፀማ ናይ መወዳእታ 100 መዓልቲታት እዚ በጀት ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ…

እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ትግበራ ስግግር ፍትሒ ንምሕጋዝ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ፃዕሪታት ስግግር ፍትሒን ሃገራዊ ዘተን ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ኣሊሰን ብላክበርን…

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴን ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራን ተፈራሪሞምዎ፡፡…

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኣገልግሎት ሳፋሪ ዝተቐየራ መኻይን ንመርአዪ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኣገልግሎት ምስክርካር ሳፋሪ ዝተቐየራ በዓል ሓደ ጋቢና ፒክ ኣፕ መኻይን ንመርአዪ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረኪቡ። ቱሪዝም ኣብ ፕሮግራም ሪፎርም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ቅድሚት ካብ ዝተውሃቦም ዓውዲታት ሓደ…