ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ኦሊምፒክ ውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ብውድድር ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ። ኣብቲ ካብ ሰዓት 3 ንጎሆ ጀሚሩ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ። ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ፍርያታት ግቡእ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ዝገበሩ 3 ሺሕን 512 ትካላት ንግዲ ተዓሺጎም Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘይሕገዊ ተግባራት ንግዲ ኣብ ልዕሊ ዝተዋፈሩ ነጋዶን ትካላትን ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ብሄራዊ ሓበራዊ ኮሚቴ ፀረ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ወታደራት ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ሩሲያ እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወታደራት ዩክሬን ናብ ግዝኣት ሩሲያ ብምእታው እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ቮሎድሚር ዜለንስኪ ገሊፆም። ዘሌንስኪ ንፈለማ እዋን ወታደሮም ኣብ ምዕራባዊ ሩሲያ ጠረፍ ግዝኣት ኩርስክ እናተዋግኡ ከምዝኾኑ ዘረጋገፁ እንትኾኑ፥ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ኮሙኒኬሽን ሓሳባት ኢትዮጵያ ንዓለም ናይ ምፍላጥ ስራሕ ብስፍሓት ከምዝስራሕ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ኣብ ውሽጢ ሃገር ወርዓት ኮሙኒኬሽን ካብ ምጥንኻር ሓሊፉ ሓሳባትን ዓቕሚታትን ኢትዮጵያ ንዓለም ናይ ምፍላጥ ስራሕ ብስፍሓት ከምዝስራሕ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ሁዋዌ መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ንምዝማን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንኽገብር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናዊ ኣፍራዪ ኤሌክትሮኒክስ ኩባኒያ ሁዋዌ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ንምምሕያሽን ንምዝማንን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንኽገብር ተሓቲቱ፡፡ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምስ ፕሬዚዳንት ህዋዌ ኣብ ዞባ ምብራቕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ነምልዋጥ ዘኽእሉ ተግባራት እናተሰርሑ ይርከቡ – ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ነምልዋጥ ዘኽእሉ ተግባራት እናተሰርሑ ከምዝርከቡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ዞባታት ናፃ ንግዲ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ትሕቲ ሰሃራ ንዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ 536 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ገይራ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ትሕቲ ሰሃራ ንዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝውዕል 536 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ዋና ፀሓፊ ሲቪል ድሕንነት፣ ዴሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትን እታ ሃገር ኡዝራ ዘያ÷ ኬንያን ኣብ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ፃንሒት ከምዝነበረንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርልድ ስኪል ንኢትዮጵያ መበል 88 ኣባል ብምግባር መዝጊቡ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት ክእለት ጠሚቱ ዝሰርሕ ዓለም ለኸ ትካል "ወርልድ ስኪል" ንኢትዮጵያ መበል 88 ኣባል ብምግባር ከምዝመዝገባ ተገሊፁ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብዚ ትካል ኣባል ምዃና ንመናእሰይ ክእለት፣ ሞያኦም ቦታ ንኽህልዎ ዝሕግዝ ዓብዪ ዕድል ከምዝኾነ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ዘለዉሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስደተኛታት ብምቕባል ጥራሕ ዘይኮነ ዝነብሩሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር እውን ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣ ኣምባሳደራት…
ስፓርት ኢትዮጵያ ትፅቢት ትገብረሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ኦሊምፒክ ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ፍፃመ÷ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማን ኣትሌት ፎትዬን ተስፋይን ንኢትዮጵያ…