ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርልድ ስኪል ንኢትዮጵያ መበል 88 ኣባል ብምግባር መዝጊቡ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት ክእለት ጠሚቱ ዝሰርሕ ዓለም ለኸ ትካል "ወርልድ ስኪል" ንኢትዮጵያ መበል 88 ኣባል ብምግባር ከምዝመዝገባ ተገሊፁ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብዚ ትካል ኣባል ምዃና ንመናእሰይ ክእለት፣ ሞያኦም ቦታ ንኽህልዎ ዝሕግዝ ዓብዪ ዕድል ከምዝኾነ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ዘለዉሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስደተኛታት ብምቕባል ጥራሕ ዘይኮነ ዝነብሩሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር እውን ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣ ኣምባሳደራት…
ስፓርት ኢትዮጵያ ትፅቢት ትገብረሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ኦሊምፒክ ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ፍፃመ÷ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ኣትሌት ፅገ ገብረሰላማን ኣትሌት ፎትዬን ተስፋይን ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሕሶት ከምዝኾነ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሕሶትን ዝኾነ ይኾን መበገሲ መሰረት ዘይብሉን ከምዝኾነ ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ስኬል መሃያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምውፋራት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ሃገራዊ ሰላምን ምርግጋእን ንኸዓስል ልዑል ግደ ነይሩዎም – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 2፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ብምዕዛብ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪታት ዝጠመተ መምርሒ ስራሕ ሂቦም፡፡ እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ዘጋጠሙ ምንጋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሃያ ሲቪል ሰርቫንት መንግስቲ ፌዴራል ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ፋና መፃረዪ ኣረጋጊፁ። ተወሳኺ በጀት ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይኹን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘይፀደቐሉ ኩነታት፤ መሰል ናይ ሕሶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ባንኪ መመልከቲ ውልቀ ቢሮታት ሸርፊ ወፃኢ ንምኽፋት ምቕባል ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናይ ውልቀ ቢሮታት ሸርፊ ወፃኢ ንምኽፋት መመልከቲ ፍቓድ ስራሕ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ካበ 22 ሓምለ 2016 ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ብዝወዓለ መምርሒ ስራሕ ሸርፊ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 24 ሚልዮን ኩንታል ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዓ.ም 24 ሚልዮን ኩንታል ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ እያሱ ኣብርሃ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኩነታት ዝናብ እዚ ዓመት ኣብ ኣብዝሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ሽልማት ተበርኪቱሉ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን “ሽልማት ናይ ህይወት ዘበን እቶም ፕሬዚዳንት” ተበርኪቱሉ። እቲ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ክፍሊታት ማሕበረሰብ ንዝተውሃቦ ዕዙዝ ኣገልግሎት ዝተበርከ ከምዝኾነ…
ስፓርት ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳራይ 3 ሺህ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ካብ ዘጋጠሞ ጉድኣት ሒሹዎ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ እቲ ኣትሌት ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ኦሊምፒክ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር መሕንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ÷ ኣብ ናይ…