Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 21 ግዘ ዝኽበር ዓለም ለኸ መዓልቲ መናእሰይ ዝጠመተ ፓናል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን እናተኻየደ ዝርከብ እቲ ፓናል ዘተ÷ "መናእሰይ…

ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ክስራሕ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ስራሕቲ ሰናይ ምምሕዳርን ፀፅታን ዓብዪ ለውጢ ንምምፃእ ከምዝሰራሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። መድረኽ ገምጋም ተፀዋዕለነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ትካላት ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት…

ብዘይ ትእዛዝ ሓኪም ዝውሰድ መድሓት ሕማም ዓሶ ንዝተፈላለዩ ፀገማት የቃልዕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓኪም ዘይተኣዘዘ መድሓኒት ሕማም ዓሶ ምውሳድ ዝተፈላለዩ ጉድኣታት ከምዘስዕብ ሰብ ሞያ ሕክምና ይገልፁ፡፡ ሕማም ዓሶ ዘምፅእ ፅግዕተኛ ዓሌት ህዋስ እንተይተፈለየን መምርሒ ሕክምና ኣብ ዘይብሉን መድሓኒት ሕማም ዓሶ ምጥቃም÷ ምስ መጠን መድሓኒት፣…

ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስታርትኣፓት ንምትእንጋድ ዘኽእል ጥጡሕ ሃዋህው ንምህናፅ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ስነ ምህዳር ስታርትኣፕ ምቹው ንምግባር እናተሰናደአ ኣብ ዝርከብ ረቂቕ ኣዋጅ ዝርዝር ትሕዝቶ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡…

ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ፋብሪካ መገጣጠሚ ራዲዮ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ኣብ ኮርፖሬሽን ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኢንዱስትሪ ኤሌክትሮኒክስ ኢንጂነሪንግ ፋብሪካ መገጣጠሚ ራዲዮ መሪቖም ከፊቶም፡፡…

ሩሲያን ኢራንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻኻ ጉዳያት ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ናብ ኢራን ቴህራን ዝኣተዉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊን ዓለም ለኻኻ ጉዳያት ምስ ሰብ መዚ ቴህራን ተዛቲዮም። ሾይጉ ምስ ላዕለዋይ ኣዛዚ እስላማዊ ኣብዮታዊ ዘብዒ ጓድን ላዕለዋይ ፀሓፊ ቤት…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ወታደራዊ ርክበን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነዊሕ ዘበን ዝዘለቐ ወታደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ምክልኻ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ገሊፀን፡፡ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብሚኒስትር ጉዳያት ነበር ዘመትቲ ደቡብ ኮሪያ ካንግ ጁንግ-ኣይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ወፃኢ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ሎሚ መዓልቲ መሪቐን፡፡ እቲ ፋብሪካ ኣብ መዓልቲ 300,000 ባኒን 420 ኩንታል ሕሩጭን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ቤት…

ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓቕሚ ገንዘብን ፊሲካል ፖሊሲን ዝሃንፅን ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ዘዘምንን ከምዝኾነ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ገንዘብን ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፆም። መንግስቲ ቀፃሊ ኣብ ዝኾነ ኢኮኖሚያዊ…

ኣብ ልዕሊ ፍርያታት መሕለዊ ፅሬት ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ መድረኽ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ፍርያታት መሕለዊ ፅሬት ደቂ ኣንስትዮ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘፈር ውልቀን መንግስቲን ዘካተተ መድረኽ ተኻይዱ። ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብቲ መድረኽ÷ ፍርያት መሕለዊ ፅሬት ብ ውሽጢ…