ስዑድ ዓረብ ኣበ መሰረተ ልምዓት ባቡርን ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየርን ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዑድ ዓረብ ኣበ መሰረተ ልምዓት ባቡርን ዓውዲ ትራንስፖርት ኣየርን ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ።
ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዴንጌ ቦሩ÷ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣብ ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንትን ንግዲን…