ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 65 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ልዕሊ 65 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ከይዲ ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም ኢሉ፡፡ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀረባ እዋን ብዝገበሮ ኣኾባ ጎንፂ ከትርፉ ዝኽእሉ ሰላማዊ ኣማራፂታት ብኹሉ ኣንፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውርይቲ ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ንሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ሓገዝ ንምግባር ቃል ኣትያ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውርይቲ ኣሜሪካዊት ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ብግሎባል ሄልዝ ኮሚቴ ኣቢላ ንስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ንምግባር ቃል ኣትያ፡፡ ካብ ተዋስኦን ሞያ ፊልምን ብተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ብምግባር ትፍለጥ ኣንጀሊና ጆሊ፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቛረፅቲ ኮንስትራክሽን ብብርኪ ዓለም ለኸ ተወዳዳሪ ክኾኑ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ልዕሊ 20 ተቛረፅቲ ኮንስትራክሽን ኣብ ጎረባብቲ ሃገራት ሓዊሱ ብብርኪ ዓለም ተወዳዳሪ ኮይኖም ክሰርሑ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2025 ክሳብ 2050 ዝትግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት ምዝዛም ናይዚ መንግስቲ ፍሉይ መፍለዪ ባህሪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ፕሮጀክታት ምዝዛም ናይዚ መንግስቲ ፍሉይ መፍለዪ ባህሪ ኢዩ ኢሎም። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ዓውዲ ኮንስትራሽን መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ማሕለኻታትን ዕድላትን ብምፍላይ እቲ ዓውዲ ናብ ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሀልዝ ቴክ ፖሊሲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ጉባኤ ሀልዝ ቴክ ፖሊሲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንፈለማ እዋን እኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ፤ ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና መሪሕ ፈፃ ስራሕ ኢኖቬሽንን መመሓየሽ ፅሬትን ጥዕና ዶ/ር ኣባስ ሃሰን ፈጠራታት ቴክኖሎጂ…
ቴክኖሎጂ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ጎሊሆም ንኽወፅኡን ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን፡፡ ኢኒሼቲቩ ሃገራዊ ስነ ምህዳር ቴክኖሎጂ ንኽምስረት ከምዘኽአለ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሬት ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅሬት ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። ሓራዊ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ክላትን ኣብ ከተማ ሃረር እናተኻየደ ይርከብ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ካብ መስከረም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት ተወሳኺ መመሓየሺ መሃያ ንምግባር ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ካብ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት ተወሳኺ መመሓየሺ መሃያ ንምግባር ወሲኑ፡፡ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌደራል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ መንግስቲ ኩነታት ናብራ ዜጋታት ንምምሕያሽ ዓቕሚ ሃገርዝፈቕዶ ስጉምቲ እናወሰደ ይርከብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቆፀሮ ትራምፕን ፑቲንን ኣብ ኣላስካ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ብምዝታይ ኣብ መፍትሒ ንምብፃሕ ኣብ ኣላስካ ተራኺቦም ንምዝታይ ቆፀሮ ጂዞም ኣለዉ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ዳግም ናብ ዋይት ሃውስ ምስተመለሱ…
ቢዝነስ ንወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። መካየዲ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ማሕበራዊ ሓላፍነት ኣመራርሓ ስራሕን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ጋሻው ኣይችሉህም፤ 2 ሺሕን…