Fana: At a Speed of Life!

ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲታት ዝሕደስ ኢነርጂ ብንብረት ኣየር ዘይብዳህ ኢንዱስትሪ ብምድንፋዕ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘቀላጥፍ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ፣ ኢ/ር) ገሊፆም። ‘’ዝተቐላጠፈ ምሕዝነት ንልምዓት ዝሕደስ ኢነርጂ ኣብ ኣፍሪካ’’ ብዝብል…

መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ስታርትኣፕ ኣዋርድስ ኢትዮጵያ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚልን ካልኦት…

ሜክሲኮ ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት መሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላውዲያ ሺንባም ኣብ ታሪኽ ሃገረ ሜክሲኮ ብልዑል ድምፂ ብምስዓር ፈላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብምዃን ተመሪፀን። ክላውዲያ ሺንባም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ጥቅምቲ ንኣንድሬስ ማኑኤል ሎፔዝ ኦብራዶርን ብምትካእ ፕሬዚዳንት ክኾና…

ኤንዞ ማሬስካ ኣሰልጣኒ ጋንታ ቼልሲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 44 ዓመት ጣልያናዊ ኣሰልጣኒ ኤንዞ ማሬስካ ንጋንታ ቼልሲ ብዋና ኣሰልጣንነት ንምምራሕ ብዕሊ ክታሙ ኣንቢሩ፡፡ ካብታ ጋንታ ንዝተሰናበተ ኣሰልጣኒ ሞሪሲዮ ፖቼቲኖ ብምትካእ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2029 ነታ ጋንታ ንምስልጣን ዝፈረመ…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ልዕሊ 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ንቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኢትዮጰያ ን16 ሓፈሻዊ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ነፍሲወከፈን ዘውዕል 10 ላፕቶፕን 3 ራውተርን ብሓገዝ ንቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ከምዘረከበ ተገሊፁ። ኣብ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ጊዚያዊ ሓላፊ ዝምድናታትን ቁፅፅር ቢዝነስን ኣይተ ሲሳይ…

ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ዝተዋፈሩ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ንዜጋታት ናብ ክሳራ የቃልዑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምውፋር ስራሕ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝበፅሕ ጉድኣትን ክሳራን ንምክልኻል እናተሰርሐ ይኹን እምበር ሕዚ እውን ዘይሕጋዊ ደለልቲ ኣሉታዊ ፅዕንቶ እናብፅሑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ዜጋታት ዝሐሸ ኣታዊ ንምርካብ፣ ናብራኦም ንምምሕያሽን…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናብ ጊኒ ቢሳው ኣምሪሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጊኒ ቢሳው ትገብሮ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ንምግባር ናብ ከተማ ቢሳው ኣምሪሓ። 23 ተፃወትቲ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ኣዲስ ኣበባ ብቶጎ (ሎሜ) ኣቢሉ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ከተማ ቢሳው…

ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት ዓለም እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዊድን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ወናኒ ክብረ ወሰን ዓለም ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ቅልጡፍ ሰዓት እዚ ዓመት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ። ብመሰረት እዚ ብ3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 8 ደቒቕ…

ኣብ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ከተማ ማድሪድ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ጎደና 10 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ እንትዕወት ኣትሌት ውርይቲ ጥሩነሽ ዲባባ 3ይቲ ወፂኣ። ጥሩነሽ ዲባባ እቲ 10 ኪሎ ሜትሮ ብ30 ደቒቕ 03 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው 3ይ ደረጃ ብመሓዝ…

ኬልያን ኤምባፔ ሪያል ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብዕሊ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ኬልያን ኤምባፔ ብናነፃ ዝውውር ናብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብዕሊ ተፀምቢሩ፡፡ ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴን ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ) ዝነበሮ ውዕሊ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 30 ሰነ 2024 ዝዛዘም ኤምባፔ÷ ብሓሙሽተ…