ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምርቲ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jun 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምርቲ ብመርበብ ሓበሬታ (Online) ዝወሃብ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ። ንፈለማ እዋን ብመርበብ ሓበሬታ ዝወሃብ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ÷ ወረቐት ኣልቦ ብምግባር ሓደ ምዕራፍ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሕሶት ሰነድ ዘዳሉ ውልቀሰብ ብመሓዝ ምርመራ እናፃረየ ከምዝኾነ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሕሶት ሰነድ ዘዳሉ ውልቀሰብ ብመሓዝ ምርመራ እናፃረየ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ጉለሌ 17 ግንቦት 2016 ዓ.ም ኣብታ ክፍለ ከተማ ወረዳ 2 ኣብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ውልቀሰብ ብዝተገበረ ብርበራ 29…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ካብ ተግባር ገበን ምጭብርባር ንኽጥንቀቕ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ካብ ተግባር ገበን ምጭብርባር ንኽጥንቀቕ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቲ ኣገልግሎት “ሓደ ሓደ ውልቀሰባትን ተግባር ገበን ፈፀምቲን ዝተፈላለየ ምስሊ ዘለዎም ገበናት ብምፍፃም ብዘይሕጋዊ መገዲ ገንዘብ ንምርካብ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ምዕራፍ ዘተ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ልዕሊ 2 ሺሕ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ብምውካል ዝሳተፉ ተሳተፍቲ ኣብ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተረኺቦም ናይ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምዕራፍ ዘተ ጀሚሮም፡፡ ካብ 21…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ሲያልኮት ፓኪስታን ዓለባታት ስፖርት ንምፍራይ ስምምዕነት ፈሪሙ Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ሲያልኮት ፓኪስታን ኣብ ብወፃኢ ንግዲ ኢትዮጵያ ደረጀኦም ዝሓለዉ ዓለባታት ስፖርት ንምፍራይ ምስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሃና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር መድረኽ ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ምስ ሚኒስቴር ሰላም ብምትሕብባር "ንእዋኑ ዝምጥን ሓርበኝነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣካይዱ። ኣብ ዋና ቀፅሪ ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ÷ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መንግስታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ዓውዲ ምርኢት “ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ 2024” ከፊቶም Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንዓውደ ምርኢት "ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ 2024" ብዕሊ ብምኽፋት ኣጀሚሮም። ህንፀት ውሽጢ ሃገርን መሰረተ ልምዓትን ብፈጠራን መፍትሒታትን ንምእንፋት ዝዓለመ ''ቢግ 5 ኮንስትራክት ኢትዮጵያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቴል ኣቪቭ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቴል ኣቪቭ ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተፈጠረ ጎንፂ ህይወት ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ተቓወምቲን ደገፍቲን መንግስቲ ኤርትራ ብዝብል ኣብ ክልተ ጉጅለ ብዝተኸፈሉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተፈጠረ እንትኸውን÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ እናዓበያ ዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕናን ንምቕራብ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪባ Gebremariam Weldegerima May 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ እናዓበያ ዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕናን ብዝተማለአ መልክዑ ንምቕራብ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓዊሱ ዝምልከቶም መሓዙትን መዳርግቲ ኣካላትን ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ እናተኻየደ ብዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 174 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገቶም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 174 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ንተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲን ማእኸላት መፅንሒን ግቡእ ሓገዝን…