መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ፅዕነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ከተማ ሌዥ ካብ ቀዳሞት ናይ ፅዕነት መገዲ ኣየራት ምዝተሰርዐ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ልዕሊ 160 ሺሕ ቶን ፅዕነት ካብ ከተማ ሌዥ ናብ ዝተፈላለያ…