Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያና ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 43 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴን ኣብ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብዱል ካማራን ተፈራሪሞምዎ፡፡…

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኣገልግሎት ሳፋሪ ዝተቐየራ መኻይን ንመርአዪ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኣገልግሎት ምስክርካር ሳፋሪ ዝተቐየራ በዓል ሓደ ጋቢና ፒክ ኣፕ መኻይን ንመርአዪ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣረኪቡ። ቱሪዝም ኣብ ፕሮግራም ሪፎርም ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ቅድሚት ካብ ዝተውሃቦም ዓውዲታት ሓደ…

“ብዘተ ትድሓን ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ብዘተ ትድሓን ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ማሕበራት ፅንዓት ንኢትዮጵያን ሰላምን ሓድነትን ንኢትዮጵያን ብሓባር "ብምይይጥ ትድሓን ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ጉዳይ እቲ ሃገራዊ ዘተ ግንዛበ ዘጨብጡ መልእኽቲታት ኣብ…

መበል 27 ሰሙን መር ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ የሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ተቋሪፁ ዝነበረ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መበል 27 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሎሚ መዓል ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ቀትሪ…

ብ1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ንዝህነፅ ኩባንያ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ተገይሩሉ ንዝህነፅ ኩባንያ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሩ። ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣይተ ካሚል ኢብራሂም፣ ምክትል ዋና ፈጻሚ ስራሕ ኮርፖሬት…

2 ሺሕ ማእኸላት ጥዕና ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ 2 ሺሕ ማእኸላት ጥዕና ንምህናፅ ኣርባዕተ ትካላት ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምስነት ዝፈረሙ ትካላት÷ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን፣ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋን ምሕዝነት ንልምዓት ሩስያ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቶም ሙሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ዝተውሃቦም ብውፅታውነት ምስትምሃር፣ ብዘሕተሙዎም መፅናዕታዊ ፅሑፋት፣ ንማሕበረሰብ ብዘበርከቱዎ ኣካዳሚያዊ ኣገልግሎትን ኣብቲ…

ህንፀት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ፕሮጀክት ጫካ ክሳብ ነሓሰ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ዝተጀመረ ህንፀት ጣቢያ መመሓላለፊ መስመርን ምክፍፋልን ክሳብ ነሓሰ 2016 ዓ.ም ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ፕሮጀክት ናብ ክልል ዝሓልፉ መስመራት መተሓላለፊ ምስ ማስተር ፕላን እቲ…

ምስ ስራሕቲ ኣቪዬሽን ተተሓሒዙ ካብ ኢትዮጵያ ልምዲ ክወስድ ይደሊ ኢየ – ጋቦን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ እናሰርሐትሉ ትርከብ ምስ መተሓዳደሪ ደምቢ፣ ሕጊ ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያትን ስርዓት ኣወሃህባ ብዝምልከት ልምዲ ክትዓትር ከምትደሊ ሲቪል ኣቪዬሽን ጋቦን ኣፍሊጡ፡፡ ብዳይሬክተር ጄኔራል ሲቪል ኣቪዬሽን ጋቦን ኤሪክ…

ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ዝተረኸቡ ውፅኢታት መንግስቲ ቃል ብተግባር እናፈፀመ ምዃኑ ዘመላኽቱ ኢዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ዝተረኸቡ ውፅኢታት መንግስቲ ቃል ብተግባር እናፈፀመ ምዃኑ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ናይ መወዳእታ…