ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ገዛ ተደርሚሱ ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 12 ፍሉይ ሽሙ ጠሮ መስጊድ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ገዛ ተደርሚሱ ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ።
ፈፃሚት ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ወ/ሮ ኣይዳ ኣወል…