ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ተዳሊና ኣለና – ነበርቲ ከተማ ኣለታወንዶ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድምፅና ብመሃብ ሃገራዊ ሓላፍነትና ንምውፃእ ተሰናዲእና ኣለና ኢሎም ነበርቲ ከተማ ኣለታወንዶ፡፡ ነባሪ እታ ከተማ ዳንኤል ቀቀቦ፤ ፅባሕ ብካርዶም ንሃገር ዕቤት ይጠቅም ዘብሉዎ ፓርቲ ብምምራፅ ታሪኻዊ ኣሰሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴሞክራሲ ንምፅናዕ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ካብ ካሊእ ክትመሃር ይግባእ – ኡሁሩ ኬንያታ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዴሞክራሲያዊ ምምሕዳርን ስርዓት መረፃን ንምጥንኻር ሃገራት ኣፍሪካ ኣንጀዳአን ካብ ካሊእ ልምዲ ክቐስማ ኣለወን ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ኣብ መራሒ ጉጅለ ታዓዛቢ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣፍሪካ ኡሁሩ ኬንያታ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካርድ ኣብ ምውሳድ ዘርአናዮ ተሳትፎ ድምፂ ኣብ ምሃብ እውን ክነረጋግፅ ኢና – መናእሰይ ድሬዳዋ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ምምሕዳር ድሬዳዋ ካርድ ካርድ ኣብ ምውሳድ ዘርአናዮ ተሳትፎ ድምፂ ኣብ ምሃብ እውን ክነረጋግፅ ኢና ኢሎም። እቶም መናእሰይ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዝወሰዱዎ ካርዲ ድምፆም ብመሃብ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኽካየድ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ተሪፉዎ። Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ፅባሕ ሰኑይ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም ብሄራዊ ቦርድ መነረፃ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ትካላት ፀጥታን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ኣድላዪ ምድላው ገይሮም ኢዮም፡፡ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፤ ሓበራዊ ግብረ ፀፅታን ድሕንነትን እቲ መረፃ ብዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 54 ሚሊየን መረፅቲ ተመዝጊቦም – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዕሊ 54 ሚሊየን መረፅቲ ተመዝጊቦም ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ። እቲ ቦርድ ኣብ ከይዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበለኦ፤ ነቲ መረፃ 54 ሚሊየን 571…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕዉትነት እቲ መረፃ ዘለዎ ሓገዝ ክገብር ኢየ – ኢጋድ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኽዕወት ቀፃሊ ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ኢየ ኢሉ፡፡ እቲ መረፃ ናፃ፣ ዴሞክራሲያዊ፣ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒን መካተቲን ንኽኸውን እጃሙ ከምዝዋፃእ ኣረጋጊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ፍኖተ ሰላም ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ከተማ ፍኖተ ሰላም ናውቲ መረፃ ናብ ጣቢያታት መረፃ ይከፋፈል ኣሎ፡፡ መተሓባበሪ እቲ ክልል መረፃ መለሰ ጌታነህ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ክልል መረፃ ፍኖተ ሰላም 89 ጣቢያታት መረፃ ኣለዉ፡፡ 24 ግንቦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድፅና ንመሃብ ነታ ዕለት ብሃንቀውታ ንፅበ ኣለና – ነበርቲ ከተማ ሃረር Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝቕጥል 24 ግንቦት ንሃገር ዝጠቕም ንምምራፅ ነታ ዕለት ብሃንቀውታ እናተፀበና ንርከብ ኢሎም ነበርቲ ከተማ ሃረር፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃሒት ዝገበሩ ነበርቲ ከምዝበሉዎ÷ መረፃ ንሰላምን ልምዓትን ሃገር ከምኡ እውን…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ብሓላፍነት ሾይማ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ዋና ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም፡፡ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዓ.ም ዘፅነሖም ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡ እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ከም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሁራን ትካላት ትምህርቲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱሉ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዕዉትነት ከይዲ ሃገራዊ ዘተ መንግስታዊ፣ ናይ ውልቀን ሃይማኖታዊን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ምሁራንን ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቶም ኢሎም ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዋና ሃገራዊ…