Fana: At a Speed of Life!

ዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነት ምርግጋፅ ዝከኣል ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ ምውፃእ እንትከኣል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነት ምርግጋፅ ዝከኣል ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ ምውፃእ እንትከኣል ከምዝኾነ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን። “ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፤ ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉእላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

ብምኽንያት ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝፈረሱ ኣባይቲ መተካእታ ንዝህነፅ ህንፃ እምነኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብምዃን ብምኽንያት ልምዓት…

ኢትዮጵያ እናኸፈለትልና ንትርከብ መስዋእትነት ነመስግን- ፕሬዚዳንት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ደቡብ ምዕራብ ሶማሊያ ፕሬዚዳንት ኣብዲኣዚዝ ሓሰን ለፍተግሬን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ምኽባር ሰላም ተዋፊሩ ኣብ ባይድዋ ንዘሎ ህዝቢ ሶማሊያ ሰላሙ ንምርግጋፅ እናኸፈሎ ዝርከብ መስዋእትነት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ…

966 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 966 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ሞንጎ ተመለስቲ 641 ደቂ ተባዕትዮ፣ 321 ደቂ ኣንስትዮን 4 ዕሸል ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…

ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣናእሽተይን ንኽውገዱ ብመፅናዕቲ ዝፈለዮም ቀለልቲን ጦር መሳርሒታት ኣወጊዱ። ከይዲ ምውጋድ እቶም ኣፅዋር÷ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ከምኡ እውን  ዝተፈላለዩ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝተሳለተ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ን167 ሺሕ ወገናት ተረባሕቲ ዝገብር ሓገዝ እኽሊ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ን26 ወረዳታት ዝውዕል 25 ሺሕን ኩንታል ሓገዝ እኽሊ ሎሚ መዓልቲ ምጉዕዓዝ ጀሚሩ። እቲ ሓገዝ÷ ን167 ሺሕ ወገናት ተጠቀምቲ ዝገብር ከምዝኾነ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ኮሚቴ ህፁፅ ምላሽ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ…

9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ ተዘዋዊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)9 ሰነ ክወሃብ ተሓሲቡ ዝነበረ ሊሰጥ ፈተና ሬሚዲያል ናብ 11 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዝተዘዋወረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ መዛዘሚ ፈተና ሬሚዲያል (መከሓሓሲ) ትምህርቲ ካብ 3 ክሳብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝዘታየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ኢዩ፡፡ ንስሩዕ ወፃኢታት መንግስቲ ፌዴራል፣…

260 ቢሊየን ብር ዘመዝገቡ ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረን ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ሰብ ሃፍቲ ስዑድ ዓረብ 260 ቢሊየን ብር ዘመዝቡ 233 ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስራሕ ከምዘውዐሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ን75 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠሩ…

ኣብ ወረዳ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሓውዜን ጣቢያ ሞዙተይ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 19 ሰባት ድማ ጉደኣት በፂሑ። እቲ ሓደጋ መርዑት፣ አዕርኽቲን ዓጀከብቲን ኣሳፊራ ካብ ዓዲ ሑፃ ዝተብሃለ ከባቢ ናብ ከተማ…