ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 10 ነጥቢ 35 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ስራሕቲ ፅገና መገዲ ተወጊኑ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት 10 ቢሊየን 356 ሚሊየን 19 ሺሕን 307 ብር እዋናዊን ስሩዕን ስራሕቲ ፅገና መገዲ ከምዝተሳለጠ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ንስራሕቲ ፅገና ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ገንዘብ ካብ ዝተፈላለዩ ፍልፍላት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራንን እስራኤልን ካብ ጎንፂ ንኽዕቀባ ውሕመ ኣተሓሳሲቡ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኢራንን እስራኤልን ናብ ኲናት ክኣትዋ ይኽእላ ኢየን ብዝብል ስግኣት፤ ንባዕለን ንኽቆፃፀራ ሓቲቱ፡፡ ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ትማሊ ኣብ ዘካየዱዎ ህፁፅ ኣኼባ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት ደብዳብ ኣየር ስዒቡ እቲ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጄኔራል ኣበባው ኣመራርሓታት ፅንፈኛ ሓይሊታት ናይ ምልቃም ስራሕ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓካዓካሪቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ፅንፈኛ ሓይይሊን ብምስባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣንፃራዊ ሰላም ምዕሳል ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። አብቲ ጉባኤ÷ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስት፣ ኣምባሳደራት፣ ተወከልቲ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላት ትካላትን ተረኺቦም። ብብርኪ ኣህጉርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ ምይይጥ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን፣ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን ማሽነሪ ሰብ ዋና…
ስፓርት ባየርሊቨርኩሰን ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፒዮን ቡንደስሊጋ ጀርመን ኮይና Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ባየርሊቨርኩሰን ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፒዮን ቡንደስሊጋ ጀርመን ኮይና። ኣብ መበል 29 ሰሙን እቲ ቡንድስሊጋ ንጋን ወርደር ብሬመን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርኩሰን÷ 5 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስዓራ ስዒቡ ምስ ተኸታሊታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳጋ ሰንበት ብምስፋሕ ምኽባር ናብራ ንምምሕያሽ ዝተጀመሩ ዘበረተታትዑ ስራሕቲ ክጠናኸሩ ኢዮም – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ሰንበት ገበያን ብምስፋሕ ምኽባር ናብራ ንምምሕያሽ ዝተጀመሩ ዘበረተታትዑ ስራሕቲ ክጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ 3 ቢሊየን ብር ብዝፅጋዕ ወፃኢ 250 ኬላታት ጥዕና ናብ ካልኣይ ትውልዲ አዕቢና – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ 3 ቢሊየን ብር ብዝፅጋዕ ወፃኢ 250 ኬላታት ጥዕና ናብ ካልኣይ ትውልዲ አዕቢና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብ ቀረብን ፅሬትን ትካላት ጥዕና እናተርሐ…
ስፓርት ኣብ ማራቶን ሮተርዳም ኣትሌት ኣሼቴ በከሬ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኔዘርላንድስ ማራቶን ሮተርዳም ኣትሌት ኣሼቴ በከሬ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት 2 ሰዓት 19 ደቒቕን 30 ሴከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ፡፡ ኬንያውያን ቮይላ ኪቢዮትን ሴሊ ኪፔይጎን ካልአይቲን…
ስፓርት ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍጣር ኣብ ክልላት ዝካየዱ ውድድራት ግደኦም ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍጣር ኣብ ክልላት ዝካየዱ ውድድራት ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳያስ ጅራ ገሊፆም። ኩለን ዞባታትን 26 ወረዳታትን ክልል ኦሮሚያ ዝሳተፉሉ መበል 26 ሻምፒዮና ሓፈሻዊ ስፖርት ኣብ…