Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ካብ ኢራን ዝተፈነዉላ 300 ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ከምዘፈሸለቶም ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ካብ ኢራን ዝተፈነዉላ ልዕሊ 300 ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ባዕላን ምስ ሓገዝታ ብምዃን 99 ሚኢታዊ ክተፍሽሎም ከምዝኸኣለት ኣፍሊጣ። ይኹን እምበር ኣብ ግዝኣታ ትሑት መጠን ዘለዎ ደብዳብ ከምዝተፈፀመን በዚ ድማ ኣብ ደቡባዊ…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ እቲ ቤት ምኽሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምራሕን…

ብሪታንያ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ትገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጠ ዝርከብ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ናይ ምጥያሽ ስራሕ ዕዉት ንኽኸውን መንግስቲ ብሪታንያ ዝገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ዳረን ዌልች ኣረጋጊፆም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር…

ክልከላ ተነቢሩወን ካብ ዝነበራ ተሽከርከርቲ እተን 58 ካብ ጅቡቲ ናብ ድሬዳዋ ተጓዓዒዘን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጅቡቲ ብምኽዛን ናብ ሃገር ከይኣትዋ ክልከላ ተነቢሩወን ካብ ሞንጎ ዝነበራ ተሽከርከርቲ እተን 58 ካብ ጅቡቲ ናብ ድሬዳዋ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ በፂሐን። እተን ተሽከርከርቲ ውሳነ ክሳብ ዝረኸብባ ናብ ውሽጢ ሃገር…

ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ሰራዊት ናይ ምህናፅ ከይዲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዓውዲታት ሰራዊት ናይ ምህናፅ ከይዲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንህንፀት ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቤላ እምነ ኩርናዕ ኣብ…

ኣሜሪካ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ሰራሕተኛታታ ክልከላ ጉዕዞ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ካብ ኢራን መጥቃዕቲ ክፍኖ ይኽእል ብዝብል ስግኣት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታታ ክልከላ ጉዕዞ ከምዝገበረት ተገሊፁ፡፡ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ እስራኤል፤ ንጥንቃቐ ተባሂሉ እቶም ዲፕሎማሰኛታ ካብ ከባቢታት እየሩሳሌም፣ ቴልአቪቭ ወይ ድማ…

ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ሕርሻ መፍረያይነት ንምዕባይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ ልምዓት ስርዓተ-ምግቢ ተኮር ንኽኸውን እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ከም ሃገር ዝተቐመጠ ፀገም ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት…

ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ሃገር ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ንምምሕያሽ ብዝተጀመረ "ዲኤችኣይኤስቱ" መተግበሪ ኣቢሉ ኣብ ዝሓፉ ሸውዓተን ሸሞንተን ዓመታት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እናተመሓየሸ ይርከብ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እቲ ክልል እናተመሓየሸ ከምዝርከብ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…

ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ፓሪሴንት ዥርሜን ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሽያ ዶርትመንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ጋንታት ፒ ኤስ ጂን ባርሴሎናን ዝገብረኦ ፀወታ ምሸት 4 ሰዓት ኣብ…