Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ፈጥር ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ። እቲ በዓል ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት በተኸተልቲ እቲ እምነት እናተኸበረ ከምዝርከብ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም እቲ በዓል እንተኽብር…

ኣብ ጎጃም ህውከት እናፈጠረ ዝነበረ ፅንፈኛ ሓይሊ ጉዳት በፂሑዎ ኣሎ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎጃም ህውከት እናፈጠረ ዝነበረ ፅንፈኛ ሓይሊ ልዑል ጉዳት በፂሑዎ ኣሎ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ሎሚ መዓልቲ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮማንድፖስት ጎጃም ኣብ ከተማ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ዓፋር፣ ኦሮሚያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ሃረሪ፣ ኣምሓራ፣ ማእኸላይ ኢትዮጵያን ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ሃይማኖታዊ ክብሪታትና ንሓድነትን ሕብረትን ፅኑዕ መሰረት ኢዮም – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታዊ ክብሪታትና ንዘላቒ ሰላም፣ ሓድነትን ሕብረትን ህዝቢታት ፅኑዕ መሰረት ዘንብሩ ከምዝኾኑ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ተዛሪቦም። እቶም ኣፈ ጉባኤ÷ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር…

ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣረርቲ ናብ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ካብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣረርቲ ናብ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ፡፡ ኣብቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ንሸርፊ ወፃኢ የወፅእ…

ኣብ ሰሜናዊ ጅቡቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ ጃልባ 38 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጠረፍ ባሕሪ ጅቡቲ ፍልሰተኛታት ኣሳፊራ ናብ የመን እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምስማጥ 38 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ ዘጋጠመ ትማሊ ዕለት ኣብ ሰሜን ምብራቕ ጅቡቲ ጥቓ ጠረፍ ባሕሪ ጎዶሪያ…

ኣብ 2ይ ዙር ናብ ሃገር ንዝመፅኡ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 30 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ኣብ 2ይ ዙር ናብ ሃገር ንዝመፅኡ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ንዝመፅኡ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ተገይሩ።…

ምሕርናኽ ደው ንምባል ዝሕግዙ ሜላታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓው ዝበለ ምሕርናኽ መብዛሕትኡ ግዜ ምስ “obstructive sleep apnoea (OSA)” ተባሂሉ ዝፅዋዕ ምዝባዕ ድቃስ ዝተሓሓዝ እንትኸውን ኣብዚ ግዜ ምስትንፋስ ጠጠው ከም ዝብልን እዚ ድማ ኣብ እዋን ድቃስ ከም ዘጋጥምን ሰብ ሞያ ይገልፁ። እዚ…

ምስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ተተሓሒዙ ዒድ ሶላት እቲ በዓል ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ተተሓሒዙ ዒድ ሶላት እቲ በዓል ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ብምዃኑ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፈጠር ኣሽከርከርቲ ቀፂሎም ዝተገለፁ…