ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢሲ)ሰሜን ኮሪያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 27 ግንቦት 4 ሰነ ኣብ ዘሎ ግዘ ተወሳኺ ናይ ስለላ ሳተላይት ንምሕምባብ ከምዝሃቀነት ንጃፓን ኣፍሊጣ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር ፈላማይ ሳተላይት ስለላ ከምዘሕምበበትን ብሰፊሑ ከምዝኾነነትን ይዝክር፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕበባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊን ዓለም ለኻዊን መድረኻት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ፋን ዮንግ÷ ኣብ ፖሊሲ ርክባት ወፃኢ ቻይና፣ እዋናዊ ስርዓት ዓለም ኣብ ርክብ ኢትዮ-ቻይን ጠሚቶም…
Uncategorized ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ብሪታንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ፎረም ብሚኒስትር ትምህርት ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ ፎረም ኣብ ዝህልዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቃል ብዝኣተናዮ መሰረት ዝተወሰኑ መገዲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይርና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቃል ብዝኣተናዮ መሰረት ዝተወሰኑ መገዲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይርና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከተማና ብምዃን ስራሕቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሞሃማድ ሞክበር ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ኢራን ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ኣሊ ሃሚኒ ንሞሃማድ ሞክበር ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ብምግባር ሾይሞምዎም፡፡ ሞሃማድ ሞክበር ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ህይወቶም ናይ ዝሓለፉ ፕሬዚዳንት ኢብራሂም ራይሲ ምክትል ከምዝነበሩ ይዝከር፡፡ ብተመሳሳሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ በጀት ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ክዕወት ከምዝኽእል ዝእንፍት ውፅኢት ተመዝጊቡ ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዝተተንበየ 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምዕዋት ከምዝከኣል ዝእንፍት ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ÷ “ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ሚንስትር ሚኒስቴር ምክልኻል፣ ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ሚንስትር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሌማዊ ለውጢ ዝፃወር ፕሮጀክት ምትእስሳር እታወት ልምዓት ስርናይ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ዝፃወር ፕሮጀክት ምትእስሳር እታወት ልምዓት ስርናይ ኣብ ክልል ዓፋር ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት መፍረያይነት ፍርያት ስርናይ ምዕባይን ሓረስቶት ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎም ኣታዊ ብምድንፋዕን ህይወቶም ክመሓየሽ ንምግባር ዝዓለመ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበን ዝጠመተ መድረኽ ምትእኽኻብ እታወት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ምምሳልን ንግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ናይ ምሕጋዝ ገበንን ዝጠመተ መድረኽ ምትእኽኻብ እታወት ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ ሓዊሱ መዳርግቲ…
ስፓርት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ራባት ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊተን Gebremariam Weldegerima May 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት መዲና ኢሳ 14:34.16 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ኣትሌት…