ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ክራይ መንበሪ ገዛ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ክራይ መንበሪ ገዛ ብምምርማር ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 19 ስሩዕ ኣኼባ÷ ነነቲ ኣዋጅ ብሰለስተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑዎ፡፡ መሰል ምርካብ መንበሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ጉዕዞ ብልፅግና ኣብ ጥንኩር መሰረት እናተሃነፀ ምዃኑ ዘረጋግፅ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ጉዕዞ ብልፅግና ኣብ ጥንኩር መሰረት እናተሃነፀ ምዃኑ ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ርእሰ ምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምሕዳር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ሎሚ መዓለቲ ዝተኻደ ህዝባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ሃገራዊ ለውጢ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብቕኑዕ ኣንፈት ንክካየድ ገይሩ ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ሃገራዊ ለውጢ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘጋጠምዎ ፀገማት ብምእራም ህንፀቱ ብቕኑዕ ኣንፈት ንክካየድ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕለኻታት ናብ ዕድል ብምቕያር ብዙሓት ዓወታት ተጎናፂፍና – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ኣእላፍ ፈተናታት ቃልና ተግቢርና ንውድቀት ዝተዘርግሑ ማሕለኻት ናብ ዕድል ብምቕያር ብዙሓት ዓወታት ተጎናፂፍና ኢና ክብሉ ሚነሲትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር÷ “እንኳዕ ንሻድሻይ ዓመት ሓዱሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፀገማት ብምፍታሕ ንሰላምን ሕውነትን ከምዝሰርሕ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፀገማት ብምፍታሕ ንሃገራዊ ሰላምን ህብረብሄራዊ ሕውነትን ከምዝሰርሕ ኣብቲ ፓርቲ ሓላፊ ህንፀት ዓቕሚ ዘፈር ፖለቲካ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ፓርቲ ካብ ህዝቢ ንዝተልዓሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፈተናታት እንተይተምበርከኽና ዝጀመርነናዮ ጉዕዞ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ብትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፈተናታት እንተይተምበርከኽና ዝጀመርነናዮ ጉዕዞ ኣብ ጫፍ ንምብፃሕ ብትግሃት ምግልጋልና ክንቅፅል ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ “ዕዉት ጉዕዞ ለውጢ ዝተጀመረሉ 6ይ…
Uncategorized ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኽእል መሰረት ተነቢሩ – ከንቲባ ተሾመ ኣዱኛ(ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኽእል መሰረት ከምዝተነበረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ተሾመ ኣዱኛ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝሕግዝ ህዝባዊ ሰልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ባሌ ከተማ ሮቤ ለውጢ ዝድግፍ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ህዝባዊ ሰልፍ ተኻዱ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና! ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ሰልፊ ድጋፍ የካይዱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅታት ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ የካይዱ ኣለዉ። ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ “ንሰላምና ዘብዒ ክንከውን ኢና! ለውጢ ክፀንዕ ክንገብር ኢና!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ህዝባዊ ሰልፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ዝተመሓላለፉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ “ዓወትና ክንሕሉ ኢና ንቀፃሊዓወት ብሓባር…