ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝድግፍ ፕሮግራም ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን መሓዙቱን ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ዝርከቡ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝድግፍ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሮም። እቲ ፕሮግራም ኢኮኖሚ እቲ ከባቢ ናብ ዝነበሮ ንምምላስን ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕታ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ማእኸል ስሕበት ትኸውን ኣላ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima May 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕታ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ማእኸል ስሕበት ትኸውን ኣላ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ “ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ን2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታተረ ቀዋሚ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብብርኪ ሃገር 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዜጋታት ቀዋሚ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረሎም ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈርያት ካሚል ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣመልኪተን ኣብ ዘቕረበኦ ፀብፃብ፤ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ንልዕሊ 55 ሽሕ ሰባት ተረባሓይ ዝገብር ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ናውቲ መስተ ማይ ብሓገዝ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ንሽዱሽተ ወረዳታት መጠናኸሪ ዝውዕል ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሕ ናውቲ መስተ ማይ ንቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ብሓገዝ ከምዘበርከተ ገሊፁ። ሓላፊ ትካል ዓለም ለኸ መድሕን ህፃናት ዩኒሴፍ ኣብ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስርዓተ ምግቢን ፍኖተ ካርታ ስነ-ምግቢን ኢትዮጵያ ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ጉጅለ መሓዙት ልምዓትን ኣብ ስርዓተ ምግቢን ፍኖተ ካርታ ስነ-ምግቢን ኢትዮጵያ ዝጠመተ ምኽክር ኣካይዶም። ብሚኒስቴር ሕርሻን ሚኒስቴር ጥዕናን እናተመርሐ ዝርከብ ፍኖተ ካርታ÷ እታ ሃገር ሕዚ ትርከበሉ ኣሰራርሓ ምግቢን ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝጀመሮ ክውድእ ዝኽእል ዝሓሰቦ ዘዕውት ትካል ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝጀመሮ ክውድእ ዝኽእል ዝሓሰቦ እውን ዘዕውት ትካል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ትሕዝቶ ኢንተርፕራይዝ ኮንስትራክሽን ምክልኻል ኣብ ዝነበረ ወሎ ሰፈር ንዝህነፅ ፕሮጀክት ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ መራሕቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 1ይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንመርሃ ግብሪ ምምህሃር ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ናብታ ከተማ ንዝመፅኡ መራሕቲ ቀዳማይ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ክስፋሕፍሑን ንህፃናት ምቹዋት ንኽኾኑ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣጎብንየን፡፡ እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ገፀር ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 26 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሓዱሽ ረቂቕ ኣዋጅ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ገፀር ኣመልኪቱ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ውሳነ ሓሳብ ናብቲ ባይቶ ብንባብ ዘቕረቡ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ጉባኤ ምርምር ሓድጊታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ምርምር ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርት ቀጀላ መርዳሳ፣ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሙሁራንን ተወከልቲ ትካላትን ኣብቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ከምዝተነቓቕሐ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima May 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ምንቅስቓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ዝተርኣየ ምንቕቓሕ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ክልልና እውን…