ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ን #ንፅህቲኢትዮጵያ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ጀማል ኣሕመድ ንጎስጓስ #ንፅህቲኢትዮጵያ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም። ንንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ናይ ምትእኽኻብ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣበቲ ጎስጓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ እናዋፃእና ሰንበት ነሕልፎ ኢሎም። ህዝባዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ መዓልቲ ንውቅብቲ ኢትዮጵያ ብር 50 ሚሊየን ኣብ ሓደ ፀሓይ ንምትእኽኻብ ዘኽእል ዲጂታል ቴሌቶን ክካየድ ኢዩ። አብዚ ዲጂታል ቴሌቶን ዜጋታት ንክሳተፉ ዕድል ተደሊዩ ኣሎ። ስለ ዝኾነ ሎሚ 4 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ጎስጓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዲጂታል ቴሌቶን ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ንክሳተፍ ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘጀመርዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ካብ 1 ሚሊየን ዝበልፁ ህፃናት ምብፃሕ ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ን1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ምብፃሕ ከምዝተኻእለ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ስነ ስርዓት ምረቓ 3 ሺሕን 85 ሰብ ሞያ ኣማኸርቲ ወለዲን ሓብሐብቲን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ንዲጂታል ቴሌቶን ንፅህቲ ኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ንዲጂታል ቴሌቶን ንፅህቲ ኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም። ንጎስጓስ #ንፅህቲኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ናይ ምትእኽኻብ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ክሳብ 12 ግንቦት 2016 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፉ መረፃ ዝካየደሎም ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ዓፋርን ከምኡ እውን ዳግም መረፃ ኣብ ዝግበረሎም ክልላት መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ተወካሊ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሴኔጋል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተሰሚዑ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴኔጋል 78 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ኣብ መበገሲኣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ቦይንግ 737-300 ቢ ኤ ኤን ዝተባህለት ኣውሮፕላን÷ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ዳካር ብሌዝ ዲኘ ናብ ማሊ ንምበራር እናተሃንደደት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ መግለፂታት ብምጉላህ ናይ ሓባር ተረኽ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባ ተመልኪቱ Gebremariam Weldegerima May 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ መግለፂታት ብምጉላህ ናይ ሓባር ተረኽ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡ እቶም ኣማኻሪ ሚኒስትር÷ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “መራኸብቲ ሓፋሽ…