ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራ ብምሕካም መፍረያይነት ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራን ካልኦት ዝተዋደዱ ስራሕቲ ብምሕካም መፍረያይነት ምዕባይ ከምዝግባእ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፁ፡፡ ኣሲዳማ ሓመድ ብኖራ ብምሕካም መፍረያይነት ንምዕባይ ተሓሳቢ ዝገበረ ስነ-ስርዓት መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ጥዕና…
ስፓርት ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣዘነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ባህርዳር ከተማን ኣለልኝ ኣዘነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ባህርዳር ከተማ ከምዝሓበሮ፤ ኣለልኝ ብጉድኣት ምኽንያት ካብታ ጋንታ ተፈልዩ ናብ ትውልዲ ቦቱኡ ኣርባ ምንጭ ንዕረፍቲ ዝኸደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌሴቶ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ከምትደሊ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሌሴቶ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ድሌት ከምዘለዎ ኣምባሳደር ሌሴቶ ኣብ ኢትዮጵያ ንቺዩዋ ሴኬቴ ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ንቺዩዋ ሴኬቴ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብሓባር ምስራሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያ ዌንዡ ኒክሲን ትሬዲንግ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ናይ ምፍራይ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ሚሊየን ዶላር ካፒታል ዘለዎ ኩባንያ ቻይና ዌንዡ ኒክሲን ትሬዲንግ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ወረቐት ናይ ምፍራይ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ምስ ኣመራርሓ እቲ ኩባንያ ኣብ ዝገበሩዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ዝበለቶም ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ክሲ መስሪታ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ሩሲያ ቅድሚ መዓልቲታት ኣብ ጥቓ ሞስኮ ከተማ ክሮከስ ናይ ኮንሰርት ኣዳራሽ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ዝበሎም ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ክሲ መስሪቱ። ተጠርጠርቲ ዳሌርዦን ሚርዞዬቭ፣ ሳይዳክራሚ ሙሮዳሊ፣ ሻምሲዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ኣብ ጎስጓስ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ልዕሊ 21 ቢሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ጎስጓስ “ትምህርቲ ንትውልዲ” ልዕሊ 21 ቢሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሕብረተሰብ ብዝገበሮ ሓገዝ ድማ ብብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ምምሕያሽን እታወታት ትምህርቲ ናይ ምምላእ ስራሕን እናተወገነ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ደቡብ ሱዳን ኣኮል ኩር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጄኔራል ደቡብ ሱዳን ኣኮል ኩር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተዛቲዮም። ዘተኦም ድማ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ምርግጋእን ልምዓትን ኣብ ምርግጋፅ ሓበራዊ ሸቶታት ዘድሀበ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ክልተ መራኽብ ሩሲያ መጥቃዕቲ ኣየር ምፍፃማ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ኣብ ግዝኣት ክረሚያ ኣብ ዝርከብ ፀሊም ባሕሪ ብዝወሰደቶ መጥቃዕቲ ኣየር ኣዞቭን ያማልን ዝተብሃላ ክልተ መራኽብ ሩሲያ ከምዝወቕዐት ጦር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ካብ እተን መራኽብ ብተወሳኺ ሓይሊ ኣየር ሩሲያ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ዝጥቀመሉ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ፀፅታ እቲ ክልል ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ናብ ሕጊ ኣብ ምቕራብ ጥንኩር ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ህፃት ብምክትታልን ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ናብ ሕጊ ብምቕራብን ጥንኩር ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ህዝብቢን መንግስቲን ዝተውሃቦ ልኡኽቶ ንምውፃእ ምስ…