Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ናብ ሕጊ ኣብ ምቕራብ ጥንኩር ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ህፃት ብምክትታልን ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ናብ ሕጊ ብምቕራብን ጥንኩር ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ ህዝብቢን መንግስቲን ዝተውሃቦ ልኡኽቶ ንምውፃእ ምስ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሌሴቶ 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ዙር ፀወታ ምሕዝነት ንሌሴቶ 2 ን 1 ብመስዓር ተዓዊታ። ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምሕዝነት ፀወታ÷ ሃገራዊት ጋንታ ሌሴቶ ቅድሚ ዕረፍቲ ብሌህሎሆኖሎ ፎቶኣኔ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ…

ሕማም ሳምቡእ ንምግታእ ብዙሓት ስራሕቲ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ሳምቡእ ንምግታእ ብዙሓት ስራሕቲ እናተወገኑ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕማም ሳምቡእ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 27 ግዘ "ብርግፅ ዝርገሐ ሕማም ሳምቡእ ምግታእ ንኽእል ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረተ ልምዓት ብሄራዊ ፅሬት ካብ ሞንጎ ዝሃነፃ ሃገራት ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ጥንኩር መሰረተ ልምዓት ብሄራዊ ፅሬት ካብ ሞንጎ ዝሃነፃ ሽዱሽተ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣድላዪ በጀት ብምስላዕ ትካልት መሰረተ ልምዓት ፅሬት ምህናፅ ከምዝኸኣለን ስራሕቲ…

ዓቕሚ ምሃብ ውሳነ ደቂ ኣንስትዮ ንምድንፋዕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ክቕፅል ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ ምሃብ ውሳነ ደቂ ኣንስትዮ ንምድንፋዕ ዝተጀመረ ፃዕሪ ክቕፅል ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣገንዚበን። ብኣተሓባባራይነት ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት፣ ዩ ኤን ውሜንን ፋውዴሽን ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስን ካብ ኩለን ከባታት እታ ሃገር…

ኣብ ክልል ዓፋ ዘሎ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምጥንኻር ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋ ዝርከብ ሃፍቲ ኣልሚዕኻ ኣብ ምጥቃም ዝተጀመሩ ስራሕቲ ኣጠናኺካ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ብኣይተ መላኩ ኣለበል ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብ ክልል ዓፋር እናገበሮ ዝፀንሐ ናይ ሓገዝ ዑደት…

ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ ዘለዎም ወገናት ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩልና ብዝኸኣልናዮ መጠን ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮ ኣብ ዘለዎም ወገናት ምስራሕ ከምዝግባእ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣገንዚበን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ውስኑነት ዕቤት ኣእምሮን መርሃ ግብሪ "መጋቢት ምስ ዲቦራ"ን ኣብ ኣደባባይ…

ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ኣብ ክልላት እናካየዱዎ ዝፀንሑ ዑደት ግብረ መልሲ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ብተኻታታሊ መዓልቲታት እናተኻዱ ዝፀንሑ ዑደታት ተዛዚሞም፡፡ ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ፌዴራል ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልቲታት ኣብ ሰለስተ ማእኸላት ክል፤ ኣምሓራ ዘካየዶ ዕላዊ ዑደት ኣመልኪቱ ኣብ…

ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…

ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲ ኣበባ ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ…