Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣቦታት ሃይማኖትን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…

እንሃንፆ መዕርፎ ነፈርቲ ህዝብና ብዝበለፀ ዘቀራርብ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) እንሃንፆም ሕድሕድ ሓደሽቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ ክልላት የነቓቕሕ ከምኡ እውን ህዝብና ብዝበለፀ ዘቀራርብ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ስነ ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብዓወት ተዛዚሙ ኢሉ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ፡፡ ፖሊስ ከምዝሓበሮ÷ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣመልኪቶም ተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ…

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ህዝበ ሙስሊም ኣብ ዝተረኸበሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ ኣደባባይ ሚኒሊየም ብሶላትን ተክቢራን ኢዩ ብድምቀት እናተኸበረ…

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ክልል ጋምቤላ ከተማ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተለያዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓት እናተኸበረ ይርከብ።

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ጅማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ኣብ ከተማ ጅማ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ንምኽባር ተተልቲ እምነት እስልምና፣…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ንመበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ-ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…

በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡ ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ሶላትን ተክቢራን ሓዊሱ…

ዘበናዊ ተርሚናላት ትራንስፖርት ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብክልተ ዙር ካብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ተተሓሒዙ ደረጃኦም ዝሓለዉ ተርሚናላት ትራንስፖርት ተሃኒፆም ኣገልግሎት እናሃቡ ይርከቡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ በዓል መዚ መገዲታት እቲ ምምሕዳር ከተማ እያሱ ሰሎሞን ምስ ፋና…

ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት ፍቓድ ንግዲ ወፃኢ ብኩለን ባንኪታት ንኽወሃብ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት ፍቓድ ንግዲ ወፃኢ ብኩለን ባንኪታት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ሓፈሻዊ ስምምዕነት ምትሕብባር ኢኮኖሚን ፋይናንስ መሰረት ብምግባር ናብ ቻይና ዝለኣኹ ፍርያታት…