Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ምርካባ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ከምዝረኸበት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ ዓለም ለኸ ሲንፖዚየም ትካል ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኣቪዬሽን…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኸኽብር ኣብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ምድላዋቱ ብመዝዛም ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን ኣፍሊጡ፡፡ ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ከባኡ ዝህውኹ ኣጠራጠርቲ…

1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር በረራ ብዝተሳለጠ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ካብ ዝተመለሱ ዜጋታት እቶም 1 ሺሕን 98 ደቂ ተባዕትዮ፣ 79 ደቂ ኣንስትዮ፣ 3 ህፃናት ከምኡ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ተሞክሮ ኣካፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶሚኒካን ሪፐብሊክ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል ኣቪዬሽን ትካል ድጋፍ ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ልምዲ ኣካፊላ፡፡ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብቲ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል…

ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዶርትመንድን ፓሪስ ሴንት ጀርሜይንን ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ቦርሺያ ዶርትመንድን ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጀርሜይንን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወተአን ሎሚ ምሸት ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ዶርትመንድ ሲገናል ኤዱና ፓርከ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 46 መርሚል ነዳዲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 46 መርሚል ነዳዲ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣፍሊጡ፡፡ ኣዛዚ ፖሊስ እታ ከተማ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ኣዳነ ኣለማየሁ ከምዝገለፁዎ÷ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ካብ ዝነበረ ነዳዲ እቲ 35 መርሚል…

መሰልን ረብሓን ሰራሕተኛታት ናይ ምኽባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ኢንዱስትሪ ምርግጋፅ፣ መፍረያይነት ምዕባይ፣ ድሕንነት ኣብ ስራሕን ረብሓ ሰራሕተኛታት ናይ ምኽባር ስራሕን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሸቃሎ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 49 ግዘ…

ኣብ ቻይና ኣውራ ጎደና ብምግህማሱ ህይወት 19 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ንመዓልቲታት ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ኣብ ኣውራ ጎደና ግዝኣት ጉዋንግዶንግ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ ህይወት 19 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዝበፅሖም ካልኦት 30 ሰባት ናብ ሆስፒታል ከምዝተወሰዱ ዝተገለፀ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያዊያን ፍልፍል ኩርዓት ዝኾነ ዓብዪ ትካል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያዊያን ፍልፍል ኩርዓት ዝኾነ ዓብዪ ትካል ከምዝኾነ ከንቲባ ምምጀሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። በተን ከንቲባ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ኣብ ሓይረሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ።…

ጋንታታት ትግራይ ካብ 2017 ጀሚረን ቅድሚ ኲናት ናብ ዝነበረኦ ሊግ ተመሊሰን ንኽወዳደራ ውሳነ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ክልል ትግራይ ካብ 2017 ጀሚረን ቅድሚ ኲናት ናብ ዝነበረኦ ሊግ ተመሊሰን ንኽወዳደራ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ብዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ ኢዩ፥ ጋንታታት…