Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ዋና ፀሓፊ ውሕመን ሓላፊት ዩኤንሶምን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፍልይቲ ተወካሊት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ሓላፊት ልኡኽቶ ድጋፍ ሶማሊያ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንሶም)ንካትሪዮና ላንግ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ኣብ ዘተኦም÷…

ብሸርፊ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ብምትካእ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሸርፊ ወፃኢ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ፍርያታት ብሃገር በቆል ፍርያታት ብምትካእ 3 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣፈፃፅማ ትልሚ 9 ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2016 ብዝምልከት ምስ…

መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ወርሒ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትሽዓተ ወርሒ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ዘፈር ዋና ቤት ፅሕፈት ከምኡ እውን ሓለፍቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም። ተቐባልነት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ክ/ከተማ ቦሌ ወረዳ 11 ወረገኑ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝወቕዐ ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ኣርባዕተ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ። እቲ ምምሕዳር ከተማ ማስተር ፕላኖም ዘይተኸተሉ ህንፀታት ወሰን ሩባ ሕብረተሰብ ንሓደጋ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ንኣፍሪካ ዝገብሮ ደገፍ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ብፈተናታት ኩሉ ዝተሳገረ ዘይብዳህ ፅንዓት ምርግጋዕን ፍርያትን ኢኮኖሚ ናይ ዘቐደመ መሓዉር ሰራሕቲ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ መርኣያነት የርእይ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፥ ኣብ…

እናተረኸቡ ዝርከቡ ዓወታት ብተግባር ንህዝቢ እቲ ክልል ከሳግሩ ኣለዎም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኩሉ ዘፈር እናተረኸቡ ዝርከቡ ዓወታት ብተግባር ንህዝቢ እቲ ክልል ከሳግሩ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሰስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ ገምጋም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016…

ኣብ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ትምህርት ንትውልዲ ልዕሊ 25 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ ንወለዶ መሰረተ ልምዓታት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ብዝተገበረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ልዕሊ 25 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምንቅስቓስ ናህሩ ሓሊዩ ክቕፅል ከምዝግባእ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ሓፈሻዊ…

ኣብ ዓውዲ ኣውቶሞቲቪል ናይ ሳፋሪ ተሽከርከርቲ ንምፍራይ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ምሽጢ ሃገር ንምብረትታዕን ንፍርያታት ውሽጢ ሃገር ቅድሚት ንመሃብን ብዝተቐመጠ ኣንፈት መሰረት ኣብ ዓውዲ ኣውቶሞቲቪል ናይ ሳፋሪ ተሽከርከርቲ ንምፍራይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣመራርሓን ኣባላትን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…

ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰዓት 12:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተጫወተት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ወሳኒ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ተመሊሳ። በዚ ድማ ሓደ…

ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ብምትእንጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ብምትእንጋድ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ከምዝረኸበ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት 715 ሺሕን 324 ጉዳያት ዘተኣናገደ እንትኸውን÷ ን1 ሚሊየን…