ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መስኖ ስርናይ ሓጋይ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር ዝራእቲ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስኖ ስርናይ ሓጋይ ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 3 ሚሊየን ሄክታር እቲ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ክሳብ ሕዚ ካብ ዝተኣከበ ዝራእቲ ድማ ፤ 73 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ከምዝተረኸበ ፈፃሚ ስራሕ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ገዛ ተደርሚሱ ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 12 ፍሉይ ሽሙ ጠሮ መስጊድ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ገዛ ተደርሚሱ ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ። ፈፃሚት ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ወ/ሮ ኣይዳ ኣወል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምጥንኻርን መተኣኻኸቢ ተረኽ ንምህናፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ይርከብ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምጥንኻርን መተኣኻኸቢ ተረኽ ንምህናፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒንት÷…
ቢዝነስ ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ምዝገባን ሓበሬታን ትሕዝቶ መሬት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኤጀንሲ ዳይሬክተር ምዝገባ ሓበሬታን ኣገልግሎትን ትሕዝቶ ሓሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ከይዲ ህንፀት ሆስፒታል ደቡብ ግንባር ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጉራቻ እናተሃነፀ ዝርከብ ሆስፒታል ደቡብ ግንባር ከሕዱ ህንፀቱ ተዓዚቦም። ከይዲ ህንፀት እቲ ሆስፒታልን ሕዚ ዝርከበሉ ብርኪን ብዝምልከት ብተቋረፅቲ ገለፃ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ታይዋን ዳግም ብተኸታታሊ ከቢድ ርዕደ መሬት ተወቒዓ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ታይዋን ሕልፈት ህይወት 17 ሰባት ካብ ዘብፀሐ ሓደጋ ርዕደ መሬት ድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ካብ ትማሊ ምሸት ከሳብ ሎሚ ወጋሕታ ንሰዓታት ዝፀንሐ ከቢድ ተኸታታሊ ርዕደ መሬት ከምዘጋጠማ ተገልጿል፡፡ ፈለማ ብሬክተር ስኬል 5 ነጥቢ 5 ዝተመዘገበን ትማሊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ማሌዥያ ወታደራዊ ሄሊኮፕተራት ብምግጫወን ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማሌዥያ ንብረት ሓይሊ ባሕሪ ሮያል ዝኾና ክልተ ወታደራዊ ሄሊኮፕተራት ብምግጫወን ህይወት 10 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። በቲ ሓደጋ ሰለስተ ደቂ ኣንስትዮ መኮንናት ሓይሊ ባሕሪ ሓዊሱ ህይወት 10 ሰባት ከምዝሓለፈ መራኸብቲ ሓፋሽ እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዓውዲ ጥዕና ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ኣረጋጊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘይብዳህ ስርዓት ጥዕና ጋህዲ ንምግባርን ኩለመዳይ ሽፋን ጥዕና ኣብ ምምሕያሽን ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ልኡኽ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ብሓባር ኣብ ዝስርሑ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 15 ሱልጣን ዓፋር ኣሕመድ ኣሊሚራህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ሱልጣን ዓፋር ኣሕመድ ኣሊሚራህ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ወዲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ዝኾኑ መበል 15 ሱልጣን ዓፋር ኣሕመድ ናይ መላእ ዓፋር ሱልጣን ዝነበሩ ሓዎም ሱልጣን ሃንፍሬ ኣሊሚራህ ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ስዒቡ ኣብ ዝሓለፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነራት ሃገራዊ ምኽክር ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ምስ ካልኦት ኮሚሽነራት ብምዃ ኢዮም ምስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ…