Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ፓኪስታንን በዓል ዓወት ዓድዋ ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካን ፓኪስታንን ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ብድምቀት ተኸቢሩ፡፡ ኣብ ከተማ ፕሪቶሪያ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ዓወት ዓድዋ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተወከሉ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ተወከልቲ ዓለም ለኸ…

ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳገርቲ ዝኾኑ ገበናት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃጋራት ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ርክብ ፖሊስ ምስ ፖሊስን ምትሕብባርን ብምጥንኻሮም ዶብ ተሳገርቲ ዝኾኑ ገበናት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ከምዝተኽኣለ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ ብኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ምርመራ ፖሊስ ፌደራል ምክትል ኮሚሸነር…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ተዛቲዮም፡፡ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበሉዎ÷ "ከተማና ምስ ምስፍሕፋሕ ከተማ ዝመጣጠን ጠለባት ዘደንፍዑ ወሰንቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኢነርጂን ኣቪዬሽንን ምትሕብባር ንኽህሉ ብዕቱብ እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ኢነርጂን ኣቪዬሽንን ምትሕብባር ንኽህሉ ብዕቱብ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ኣድሂቦም…

ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ን1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ን1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል÷ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪፎርምታት ናብ…

ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ተዋሂቡዎም ኣሎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ፍትሒ ንስግግር ፍትሒን ፍኖተ ካርታ መሰረታዊ ለውጢ ፍትሒን ትኹረት ዝተውሃዎም ጉዳያት ከምዝኾኑ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣፈፃፅማ ስራሕ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2016 ሚኒስቴርን ፍትሒ ኣመልኪቶም መብርሂ ዝሃቡ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊስ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ድሕንነቱ ንዝተሓለወ ፅባሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓይሊ ፖሊስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊስ ትሳተፍ ኣላ። ብኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ተመርሐ ልኡኽ ከም…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማይ÷ ኣብ ክለተኣዊ ርክብን ኩለመዳይ ጉዳያትን ጠሚቶም ከምዝዘተዩ ሓበሬታ እቲ ሚኒስቴር…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ዘለዉዋ ሃፍቲታት ቱሪዝም እናፋለጠት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን በርሊን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኤግዚቢሽን ቱሪዝም ሃፍቲታት ቱሪዝማ እናፋለጠት ትርከብ። ካኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ እቲ ኤግዚቢሽን÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ጉዕዞን…

9 ተምሃሮ ኣብ ሁዋዌ ክፍለ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይሲቲ ንኢትዮጵያ ብምውካል ቱኒዚያ ናብ ቱኒዚያ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣብ 8ይ ሁዋዌ ክፍለ ኣህጉራዊ ውድድር ኣይሲቲ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ንምስታፍ ናብ ቱኒዚያ ኣቲዮም። እቶም ተምሃሮ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ሳይንስስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ጅማ፣ ሃሮማያን ኣርባምንጭን ዝተረኸቡ እንትኾኑ÷…