ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ጎንደር ጎስጓስ መረፃ እናካየደ ይርከብ Gebremariam Weldegerima May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ጎንደር ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ እናካየደ ይርከብ፡፡ "ንኢትዮጵያ ናብ ተምሳሌት ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጎስጓስ መረፃ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ስልጣን መንግስቲ ሒዘ ኢሉ ብኻሊእ መገዲ ስልጣኑ ንምቕፃል ኣይሰርሕን – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 26, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብልፅግና ስልጣን መንግስቲ ሒዘ ኢሉ ብኻሊእ መገዲ ስልጣኑ ንምቕፃል ኣይሰርሕን ኢለን ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም ዓቅመ ደካማታት ብምድጋፍ ዘኽብሮ በዓል ዓረፋ… Gebremariam Weldegerima May 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ዓቕመ ደካማታት ብምድጋፍን እስላማዊ ክብሪታት ብምሕላውን ከኽብር ይግባእ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕን ሰራሕተኛን ብቐሊሉ ዝራኸበሉ ዲጂታል ስርዓት… Gebremariam Weldegerima May 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምህዳር ዕዳጋ ስራሕ ብውፅኢታዊ ዲጂታል ስርዓዓት ብምዝማን ስራሕን ሰራሕተኛን ብቐሊሉ ዝራኸበሉ ዕድል እናተፈጠረ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽቶ ምኽቫር ሰላም ብመንፈስ ኢትዮጵያዊነት ምፍፃም ይግባእ – ጀኔራል ኣበባው ታደሰ Gebremariam Weldegerima May 25, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ልኡኅቶ ምኽባር ሰላም ብመንፈስ ኢትዮጵያዊነት፣ ብፍፁም ህዝባዊነትን ወታደራዊ ፕሮፌሽናሊዝምን ምፍፃም ይግባእ ኢሎም ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጀኔራል ኣበባው ታደሰ። ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ምኽባር ሰላም…
Uncategorized ኢትዮጵያን መዓልቲ ኣፍሪካን…. Gebremariam Weldegerima May 25, 2026 0 ኢትዮጵያ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናፃ ንኽወፅኣ፣ ንምስረታ ናይ ሕዚ ሕብረት ኣፍሪካን ነበር ትካል ሓድነት ኣፍሪካን ዘበርከተቶ ኣስተዋፅኦ ልዑል ዒዩ፡፡ ኣብ ሞንጎ ኣፍሪካውያን ኣሕዋትን ኣሓትነትን ንኽጉልብት ኢትዮጵያ ኣብ ሕገ መንግስታ ዓንቀፅ 86(5) ኣፍልጦ ሂባ ኢያ፡፡ እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃን ተሳትፎ መናእሰይን … Gebremariam Weldegerima May 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዝተገበሩ ምድላዋት ብፍላይ ዲጂታል ኣማራፂታት ኣብ ረብሓ ምውዓሎም ተሳትፎ ከዕቢ ክኢሉ። ሓላፊቢሮ መናእሰይን ስፖርትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣሰግደው ሃ/ጊዮርጊስ ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ተግባራዊ ንምግባር ኣብ መረፃ…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ፔፕ ጋርዲዮላ ከምትፈላለ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima May 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ምስ ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ከምትፈላለ ዕላዊ ገይራ፡፡ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ኢትሃድ ዓሰርተ ዓመታት ፃንሒት ዝነበሮ እንትኸውን 20 ፅዋዓት ተዓዊቱ፡፡ ኣሰልጣኒ ፔፕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳትፎን ድምፂን ኩሎም ዜጋታት ንህንፀት ሃገር… Gebremariam Weldegerima May 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር እትህነፅ ብተሳትፎን ድምፂን ኩሎም ዜጋታት፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ሻለቃ ሳሙኤል ገሰሰ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ስልጣን እናተወራረሰ ዝነበረ ከምዝኾነ ብምግላፅ÷ ሕዚ ንዘሎ ዘበን ዝምጥን ግን መረፃ ጥራሕ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች 44 መንበሪ ኣባይቲን ዘለዉዎም በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima May 20, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች 44 መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ዘለዉዎ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፈን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ “ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ…