Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 150 ኣናእሽተይ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ርኽክብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በቢብርኩ ንዝርከቡ ትካላት ዘገልግላ 150 ኣናእሽተይ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ (ሚኒባስ) ርኽክብ ኣካይዱ። ን11 ክፍለ ከተማታትን ንማእኸል ትካላትን ዝተውሃባ ከምዝኾና ተገሊፁ። እተን ናይ ኤሌክትሪክ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሳይንስ ሙዝየም ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብተወሳኺ ዋና ዳይሬክተር ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና ተረኺቦም።…

ፀገማት ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ንኽፍትሑ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ብምትሕብባር ክትሰርሕ ኢያ –  ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፤ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገማት ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ንኽፍትሑ ምስ ፈተውቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ “ተለዋዋጢ ኣብ ዝኾነ ዓለም ኢትዮጵያ…

ብውሑዱ ሓደ ቢሊየን መረፅቲ ዝሳተፉሉ መረፃ ህንዲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ቢሊየን ዝኾኑ ህንዳውያን ድምፂ ክህብሉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉ ሓፈሻዊ መረፃ ህንዲ ይካየድ ኣሎ፡፡ ብቢሊየን ዝቑፀሩ ኣድመፅቲ ብምትእንጋድ ኣብ ዓለም ቀዳማይ ስፍራ ዝሕዝ መረፃ ህንዲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ሰነ 2024 መዛዘሚ…

ኣብ ዝተመሓሸ ፖሊሲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ መድረኽ መፍጠሪ ግንዛበ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተመሓሸ ፖሊሲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ መድረኽ መፍጠሪ ግንዛበ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡ ዝተመሓሸ ፖሊሲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ…

ኣብ ውድድር ጉስጢት ዝኽሪ ማንዴላ ም/ሳጅን ሮማን ኣሰፋ ንመጋጥምታ ብየሻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ደርባን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉስጢት ዝኽሪ ማንዴላ ምክትል ሳጅን ሮማን ኣሰፋ ንመጋጥምታ ብየሻል ስዒራ። ትማሊ ምሸት ንሃገራ ዝወከለት ኣባል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነት ምክትል ሳጅን ሮማን ኣሰፋ÷ ብ54 ኪሎ…

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ድሮን ከምዘብፀሐት ሮይተርስ ኣብቲ ጉዳይ ቅርበት ኣለዎም ዝበሎም ፍልፍላት ብምፅራሕ ፀብፂቡ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ከይትገብር ፅዕንቶ እናተገበረላ ዝፀንሐ ይኹን እምበር እስራኤል መጥቃዕቲ ድሮን…

መንግስቲ ክልል ማእኸይ ኢትዮጵያ ን658 ተኣረምቲ ሕጊ ይቅርታ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ማእኸይ ኢትዮጵያ ን658 ተኣረምቲ ሕጊ ይቅርታ ከምዝገበረ ርእሰ ምምሕዳር እንዳሻው ጣሰው ኣፍሊጦም፡፡ ይቅርታ ዝተገበረ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኸበረ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ አል ፈጥርን መፃኢ በዓል ፋሲካን ምኽንያት ብምግባር…

ሓበሬታታት ሳተላይት ብምጥቃም ስራሕቲ ምርምር ይስርሑ ኣለዉ – ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ-ስፓሻልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታታት ሳተላይት ብምጥቃም ስራሕቲ ምርምር እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ-ስፓሻልን ገሊፁ። ኣብ ዓውዲ ጂኦ-ስፓሻል ንትካላት ሓበሬታ ተበፃሒ ክገብር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ምስ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ኢንስቲትዩት ተዛቲዩ፡፡…

ኣብ ዱባይ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ኣብታ ከተማ ኣብ ምንቅስቓስ ከቢድ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ዱባይ ዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብታ ከተማ ኣብ ምንቅስቓስ ከቢድ ፅዕንቶ ከምዘሕደረ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ናብ ኢንተርናሽናል መዕርፎ ነፈርቲ ዱባይ ዝሚወስድ መገዲ ሓዊሱ ኣውራ ጎዳናታትን መንበሪ…