Fana: At a Speed of Life!

ጄኔራል ኣበባው ኣመራርሓታት ፅንፈኛ ሓይሊታት ናይ ምልቃም ስራሕ ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓካዓካሪቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔን ፅንፈኛ ሓይይሊን ብምስባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣንፃራዊ ሰላም ምዕሳል ተኻኢሉ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም፡፡…

ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምኽክር ትካላት ሃይማኖት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። አብቲ ጉባኤ÷ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስት፣ ኣምባሳደራት፣ ተወከልቲ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ትካላት ትካላትን ተረኺቦም። ብብርኪ ኣህጉርን…

ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ ምይይጥ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዕድልን ማሕለኻን ማሽነሪ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን፣ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን ማሽነሪ ሰብ ዋና…

ባየርሊቨርኩሰን ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፒዮን ቡንደስሊጋ ጀርመን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ባየርሊቨርኩሰን ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፒዮን ቡንደስሊጋ ጀርመን ኮይና። ኣብ መበል 29 ሰሙን እቲ ቡንድስሊጋ ንጋን ወርደር ብሬመን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርኩሰን÷ 5 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስዓራ ስዒቡ ምስ ተኸታሊታ…

ዕዳጋ ሰንበት ብምስፋሕ ምኽባር ናብራ ንምምሕያሽ ዝተጀመሩ ዘበረተታትዑ ስራሕቲ ክጠናኸሩ ኢዮም – ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ሰንበት ገበያን ብምስፋሕ ምኽባር ናብራ ንምምሕያሽ ዝተጀመሩ ዘበረተታትዑ ስራሕቲ ክጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ…

ናብ 3 ቢሊየን ብር ብዝፅጋዕ ወፃኢ 250 ኬላታት ጥዕና ናብ ካልኣይ ትውልዲ አዕቢና – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ 3 ቢሊየን ብር ብዝፅጋዕ ወፃኢ 250 ኬላታት ጥዕና ናብ ካልኣይ ትውልዲ አዕቢና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ኣብ ቀረብን ፅሬትን ትካላት ጥዕና  እናተርሐ…

ኣብ ማራቶን ሮተርዳም ኣትሌት ኣሼቴ በከሬ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኔዘርላንድስ ማራቶን ሮተርዳም ኣትሌት ኣሼቴ በከሬ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት 2 ሰዓት 19 ደቒቕን 30 ሴከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ፡፡ ኬንያውያን ቮይላ ኪቢዮትን ሴሊ ኪፔይጎን ካልአይቲን…

ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍጣር ኣብ ክልላት ዝካየዱ ውድድራት ግደኦም ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍጣር ኣብ ክልላት ዝካየዱ ውድድራት ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳያስ ጅራ ገሊፆም። ኩለን ዞባታትን 26 ወረዳታትን ክልል ኦሮሚያ ዝሳተፉሉ መበል 26 ሻምፒዮና ሓፈሻዊ ስፖርት ኣብ…

እስራኤል ካብ ኢራን ዝተፈነዉላ 300 ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ከምዘፈሸለቶም ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ካብ ኢራን ዝተፈነዉላ ልዕሊ 300 ሰብ ኣልባ ኣውሮፕላናትን ሚሳኤላትን ባዕላን ምስ ሓገዝታ ብምዃን 99 ሚኢታዊ ክተፍሽሎም ከምዝኸኣለት ኣፍሊጣ። ይኹን እምበር ኣብ ግዝኣታ ትሑት መጠን ዘለዎ ደብዳብ ከምዝተፈፀመን በዚ ድማ ኣብ ደቡባዊ…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ እቲ ቤት ምኽሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምራሕን…