ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ፈላማይ ኣኼቡኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ እቲ ቤት ምኽሪ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝምራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታንያ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ ትገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ እናተሳለጠ ዝርከብ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ናይ ምጥያሽ ስራሕ ዕዉት ንኽኸውን መንግስቲ ብሪታንያ ዝገብሮ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣምባሳደር ዳረን ዌልች ኣረጋጊፆም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተመስገን ጥላሁን ምስ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልከላ ተነቢሩወን ካብ ዝነበራ ተሽከርከርቲ እተን 58 ካብ ጅቡቲ ናብ ድሬዳዋ ተጓዓዒዘን Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ጅቡቲ ብምኽዛን ናብ ሃገር ከይኣትዋ ክልከላ ተነቢሩወን ካብ ሞንጎ ዝነበራ ተሽከርከርቲ እተን 58 ካብ ጅቡቲ ናብ ድሬዳዋ ብምጉዕዓዝ ኣብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ በፂሐን። እተን ተሽከርከርቲ ውሳነ ክሳብ ዝረኸብባ ናብ ውሽጢ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ሰራዊት ናይ ምህናፅ ከይዲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ዓውዲታት ዓውዲታት ሰራዊት ናይ ምህናፅ ከይዲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንህንፀት ኮምፕሬሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቤላ እምነ ኩርናዕ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ሰራሕተኛታታ ክልከላ ጉዕዞ ገይራ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ካብ ኢራን መጥቃዕቲ ክፍኖ ይኽእል ብዝብል ስግኣት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታታ ክልከላ ጉዕዞ ከምዝገበረት ተገሊፁ፡፡ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ እስራኤል፤ ንጥንቃቐ ተባሂሉ እቶም ዲፕሎማሰኛታ ካብ ከባቢታት እየሩሳሌም፣ ቴልአቪቭ ወይ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘፈር ሕርሻ መፍረያይነት ንምዕባይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ ልምዓት ስርዓተ-ምግቢ ተኮር ንኽኸውን እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ከም ሃገር ዝተቐመጠ ፀገም ምጉዳል ምግቢን ስርዓተ-ምግቢን ንምንካይ ዝተትሓዘ ሸቶ ንምዕዋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ሃገር ዲጂታላይዝድ ብምግባር 4 ሺሕ ትካላት ጥዕና ብኔትወርክ ምትእስሳር ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ንምምሕያሽ ብዝተጀመረ "ዲኤችኣይኤስቱ" መተግበሪ ኣቢሉ ኣብ ዝሓፉ ሸውዓተን ሸሞንተን ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እናተመሓየሸ ይርከብ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተወሰደ ብዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኩነታት ሰላም እቲ ክልል እናተመሓየሸ ከምዝርከብ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኦሮሚያ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካን ህንፀት ዓቕሚን ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…
ስፓርት ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ፓሪሴንት ዥርሜን ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሽያ ዶርትመንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ጋንታት ፒ ኤስ ጂን ባርሴሎናን ዝገብረኦ ፀወታ ምሸት 4 ሰዓት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 345 ሽጉጥ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ምዕራብ ጎንደር ሸህዲ ሽንፋ ብምግባር ናብ ከተማ ባህርዳር ክኣቱ ዝነበረ 345 ሽጉጥ ከምዝተትሓዘ ኮማንድ ፖስት ባህርዳር-ጎንደር ኣፍሊጡ። እቲ ዘይሕጋዊ ሽጉጥ ኣብ ተሽከርካሪት ተመሳሲሉ ብዝተሰርሐ ሻግ ብሕቡእ ተፃኑ እንትጓዓዝ ብዝተገበረ…