ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳ ጉጂ ኦሮሞ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳ ጉጂ ኦሮሞ ተኻይዱ። ብመሰረት እዚ ኣባገዳ ጂሎ ማንዶ ስልጣኖም ንኣባገዳ ጃርሶ ዱጎ ኣረኪቦም፡፡ ቅድሚ መዓልቲታት ኣብ ሜኤ ቦኮ ዝተኣኻኸቡ ኣባ ገዳታትን ኣብ ዝተፈላለዩ ብርኪታት ስርዓት ገዳ ዝርከቡ ክፋላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጡ ተግባራት ጠሚቱ ምስ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምንውሑ ስዒቡ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝስርሑ ተግባራት ጠሚቱ ምስ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ተዛቲዩ። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ነቲ እዚ ዝተውሃቡ ምኽረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ቱሪዝም ዮርዳኖስ መክራም ሙስጠፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትርን ልኡኾምን ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣቀባብላ ገየረናሎም፡፡ እቶም ሚኒስት ንክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ስነ-ስርዓት ምረቓ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ብመዓርግ ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። እቲ ድምፃዊ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዝ ድሕሪ ምፅናሕ ከምዝዓረፈ ተገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሕልፈት ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ዝተሰመዖ ሓዘን እናገለፀ፥ ንዘመድ ኣዝማድ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሎሚ እውን ኣብ ቀፃሊን ብመስዋእትነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኢትዮጵያ ሎሚ ይኹን ኣብ ቀፃሊ ብመስዋእትነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ” ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ብሓራዊ ተጋድሎ ዶባን ሰንደቓን ናይ ምኽባርን ታሪኽ ናፅነትን ናይ ዘለዎም ህዝቢታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓልቲ ገዝኡ ዝቐተለ ውልቀሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ምስ ካሊእ ወዲ ርክብ ኣለኪ” ብዝብል ብቕንኢ ተላዒሉ ንበዓልቲ ገዝኡ ዝቐተለ ውልቀሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ። ውሳነ ቅፅዓት ዝተመሓላለፈሉ ስሜነህ ግርማ በለጠ 25 ሕዳር 2015 ዓ.ም ምሸት ብግምት 2፡20 ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዩኒቨርሲቲ ሙዌኔ ዲቱ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ሙዌኔ…
ስፓርት ምባፔ ኣብ መስኮት ዝውውር ክረምቲ ናብ ማድሪድ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ፓሪሴንት ዥርሜይ ኪሊያን ምባፔ ኣብ መስኮት ዝውውር ክረምቲ ናብ ሪያል ማድሪድ ንምፅምባር ተስማዕሚዑ፡፡ ወዲ 25 ዓመት ፈረንሳዊ ምባፔ÷ ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ፒ ኤስ ጂ ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ዘይራኸባ እንተኾይነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ዝርከብ 9ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። 9ይ ፎረም ከተማታት…