Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ዝርከብ 9ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። 9ይ ፎረም ከተማታት…

ምጅማር ብፅሒት ዕዳጋን ልውውጥን ትልሚ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ሓደሽቲ ካፒታላት ኣብ ምስሓብ ፀወታ ዝቕይር ክኸውን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጅማር ብፅሒት ዕዳጋን ልውውጥን (ስቶክ ማርኬት ኤንድ ኤክስቼንጅ) ትልሚ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ሓደሽቲ ካፒታላት ኣብ ምስሓብ ፀወታ ዝቕይር ክኸውን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቦርድ ኢንቬስትመንት…

2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር  ፕላንን ልምዓትን ብብርኪ ረቂቕ ዝተሰናደአ 2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ኣካይዱ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ኣድላይነት እቲ መድረኸ ገምጋም እታወታት…

ኣብ ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ዘድሀበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠናን ምድንፋዕ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ስልጠና÷…

ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ምክትል መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክቱ ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ ግዘ ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዝገለፁ ራ መሆኑን ምክትል…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሉእኻት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር ኤርቪን ማሲንጋንን…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናመዝገበቶ ትርከብ ውፅኢት ንኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ እናመዝገበቶ ትርከብ ውፅኢት ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ኣብነት ከምዝኸውን ተሳተፍቲ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፆም። ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ሉኣላዊነት ንምሕላው ቁልፊ ጉዳይ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት…

ንፕሬዚዳንት ሞሃመድ ኡልድ ኤል ጋዙዋኒ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ንዝተመረፁ ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ ሞሃመድ ኡልድ ኣል ጋዙዋኒ ኣቦ መንበር እቲ ዓመት ኮይኖም ብምምራፆም ሎሚ መዓልቲ ናይ ’እንኳዕ ደስ በለኩም’ መርሃ ግብሪ ሰናይ ትምኒት ተኻይዱ።…

ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ትምህርቲ ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ንምምፃእ ኣብ ትምህርቲ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይኝ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣገንዚበን፡፡ "ፅሬት ዘለዎ ትምህርቲ ንኣፍሪካውያን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉባኤ ሕብረት መናእሰይ ፓን ኣፍሪካ…

ብሓደጋታት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝሕግዝ 18 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ትግበራ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓደጋታት ንዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘላቒ ዘይብዳህ መፍትሒ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ፕሮጀክት ትግበራ ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ። እቲ መድረኽ ዘተ ብኣሰናዳእነት መንግስቲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰት (ኣይኦኤም)ን ዝተኻየደ ኢዩ፡፡ እቲ…