ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዓመፅቲ ሁቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ እንግሊዝ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ፈፂሞም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመፅቲ ሁቲ የመን ብወሽመጥ ባሕሪ ኤደን እናተጓዓዘት ኣብ ልዕሊ ዝነበረት መርከብ እንግሊዝ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀሙ ኣቐባሊ ቃል እቶም ዓመፅቲ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቶም ዓመፅቲ ያህያ ሳር÷ ኣብ ልዕሊ ናይ ፅዕነት መርከብ እንግሊዝ ዕዉት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገርድ ሙለር ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒዶ)ገርድ ሙለርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኣዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ ውሽጡ ናይ ትማሊ ታሪኽ ጥራሕ ዘይኮነ ንፅባሕ ወለዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ክረኽቡ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ክረኽቡ ኣድላዪ ሓገዝ ክገብር ኢዩ ክብላ ፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሃና ሰርዋ ገሊፀን። ሃና ሰርዋ ኣፍሪካ ዘጋጥሙዋ ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገማት ባዕላ ናይ ምፍታሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝርገሐ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምቁፅፃር ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣገዳዲ መምርሒ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ኤችኣይቪ/ኤድስ ንምቁፅፃር ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣገዳዲ መምርሒ ተግባራዊ ከምዝግበር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤችኣይቪ/ኤድስ ፈቓዱ ያደታ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ናይ ኣይተ ታዬ ደንዳኣ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ መበል 6ይ ዘበን ስራሕ 3ይ ዓመት 6ይ ስሩዕ ጉባኤ ናይ ኣይተ ታዬ ደንዳኣ መሰል ዘይምኽሳስ ኣልዒሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ዝነበሩ ታዬ ደንደኣ 2 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ምስ ተግባር ግብረ ራዕዲ ተተሓሒዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣንስትዮ ይዛዘም ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Feb 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 10 ኣዋርሕ ህንፀቱ ዝተጀመረ ማእኸል መማዕበሊ ተሃድሶን ክእለትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እቲ ማእኸል ዝርከበሉ ብርኪ ከምዝተገምገመ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያን ማዳጋስካርን ሎሚ መዓከልቲ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማዳጋስካር ራሳታ ራፋራቫቪፊካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መበል ራብዓይ ገምጋም ልምዓት ግብርና ሕብረት ኣፍሪካ ፀብፃብ ኣቕሪቦም። ሓፈሻዊ ፕሮግራም ልምዓት ግብርና ኣፍሪካ ንትራንስፎርሜሽን፣ ሃፍቲ ፈጠራ፣ ውሕስነት ምግብን ቀረብ ዝተመጣጠነ መግብን፣ ምዕባለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ታንዛኒያን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሱሉህ ሓስንን ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳይት ጠሚቶም ከምዝተመያየጡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ሓወልቲ ዝኽሪ ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ጁሊየስ ኔሬሬ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ኣብ ምረቓ ሓወልቲ ዝኽሪ ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያ ጁሊየስ ኔሬሬ ተሳቲፎም። ተቃላሳይ ናፅነትን ነበር ፕሬዚዳንት ታንዛንያን ጁሊየስ ኔሬሬ ኣብ ቅሪ ሕብረት ኣፍሪካ…