ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ስርዓተ-ምግቢ ኣፍሪካ ንምልዋጥ ኩሉ ርብርብ ንኽገብር ሓቲተን Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ስርዓተ-ምግቢ ኣፍሪካ ንምልዋጥ ኩሉ ርብርብ ንኽገብር ሓቲተን። "ኣፍሪካ ብምግቢ ርእሳ ትኽእል ኢያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘሰናአቶ መድረኽ ዘተ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ፡፡ ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብወገን ሶማሊያ ዝተውሃበ መግለፂ ዝተሰሓሓተ ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወገን ሶማሊያ ዝተውሃበ መግለፂ ብካልኦት መራሕቲ ተሳተፍቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ እንተይተረፈ ተቐባልነት ዘይረኸበን ዝተሰሓሓተን ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ሎጅ ገርዓልታ ኣብ ውሽጢ 1 ዓመት ውስጥ ክዛዘም ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነ ሎጅ ገርዓልታ ህንፀቱ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት አንድ ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝግበር ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሓጋዚት ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ (ዩኤንዲፒ)ን ከምኡ እውን ዳይሬክተር ሪጅናል ኣፍሪካ ምስ ዝኾና ኣሁና ኢዛኩኗ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ፎረም ከተማታት ንምስታፍ ወላይታ ሶዶ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ 9ይ ፎረም ከተማታት ንምስታፍ ናብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ወላይታ ሶዶ እንትኣትዉ ርእሰ ምምሕዳር ደቡብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሓጋዚት ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመርን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እስማኤል ኡመር ጊሌ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኡመር ጊሌ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሓጋዚት ዳይሬክተር ጀኔራል ዓውዲ ትምህርቲ ዩኔስኮ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሓጋዚት ዳይሬክተር ጀኔራል ዓውዲ ትምህርቲ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ስቴፋኒያ ጃኒኒ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ፥ ዓውዲ ትምህርቲ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ ንምድጋፍ ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ማእኸላት ምገባ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብምዃን ኣብ ማእኸላት ምገባ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተስፋ ብርሃንን መቅደላን ዑደት ኣሳሊጠን። ብተወሳኺ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝተኻየደ ዕላዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናገበሩ ንዝርከቡ ኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…