ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ማእኸላት ምገባ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብምዃን ኣብ ማእኸላት ምገባ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተስፋ ብርሃንን መቅደላን ዑደት ኣሳሊጠን። ብተወሳኺ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ንኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ኣብ ዝተኻየደ ዕላዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት እናገበሩ ንዝርከቡ ኘሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ስፓርት 2ይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ከምዝካየድ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ 49 ሃገራት ከምዝሳተፋ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ክሳብ ሕዚ 49 ሃገራት ከምዝሳተፋ ምርግጋፀን ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ግልጋሎት ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፊ ሎጂስቲክስን ዘፈር ፖለቲካን ሸኔ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ገመዳ ዱጎ ኢዱ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ሓላፊ ሎጂስቲክስን ዘፈር ፖለቲካን ሸኔ ዝነበረ ገመዳ ዱጎ ወይ እውን ብቕፅል ሽሙ ሎንግ ኢዱ ሂቡ። ኣብ ዞባ ምብራቕ ጉጂን ከባቢኡን እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ ጉጅለ ሸኔ ሰራዊት ምክልኻል እናወሰዶ ብዝርከብ ዝተዋደደ ወታደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንታት ርዋንዳን ኬፕ ቨርዴን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜን ፕሬዚዳንት ኬፕ ቨርዴ ጆሴ ማሪያ ፔሬራ ኔቬስን ኣብ መበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፕሬዚደንት ርዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ወጋሕታ ተዛዚሙ። እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ሕይወት ዘበን፣ ፅሬትን ግቡእነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ሲልቪ ባይፖ-ተሞን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ንዝካየድ ህዝባዊ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ንዝካየድ ህዝባዊ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ናብታ ከተማ ኣቲዮም። ፅባሕ “ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ 20 ከተማታት ህዝባዊ ልዝባት ክካየዱ ኢዮም፡፡…
ስፓርት ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዮሴፍ ገብረወልድ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት ብምዃን ተሾይሙ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ጋና ኣብ ዝካየድ ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ይፍለጥ። ነዚ ድማ ካብ 29 ለካቲት ጀሚሩ…