Fana: At a Speed of Life!

’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኣብ ኢትዮጵያውያን ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነት ፈጢሩ ኢዩ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)’እቲ ግድብ ናተይ ኢዩ’ ዝብል ኣበሃህላ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዓብዪ ስምዒት በዓል ዋናነትን ተበግሶን ከምዝፈጠረ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካን ዋና ተደራዳሪ እቲ ግድብን ስለሺ በቀለ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ መበል 19 ሰሙን ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። 10፡00 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ሙሴ ኪሮስ ኣብ 6ይ ደቕን…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ሓገዝ 10 ሚሊየን ዶላር ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ፍርያት ወፃኢ ሕርሻ ንምብርትታዕ ስምምዕነት ሓገዝ 10 ሚሊየን ዶላር ገይረን። ብትካል ዓለም ለኸ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ (ኮይካ) ኣቢሉ ዝገበሮ ሓገዝ ኣብ ዝተመረፁ ዓውዲታት ማለት እውን ቡን፣ ቅመማ ቅመም፣ ቆፅሊ ሻሂ፣…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጄን ቻርልስ ካራምባን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊ ጉዳያትን ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ዝስርሑሎም ጉዳያት ብዝበለፀ…

ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብዘጋጠሞ ከቢድ ጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ገሊፆም፡፡ ብኽባር ዝውውር ናብ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዝተፀምበረ…

ኩባንያ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ዓውዲ ፋይናንስ ብዲጂታል ንምሕጋዝ ዝዓለመ መድረኽ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ሁዋዌ ዓውዲ ፋይናንስ ብዲጂታል ንምሕጋዝ ዝዓለመ መድረኽ የካይድ ኣሎ። እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ጀሚሩ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ሰሙን እናካየደ ፀኒሑ። ትልሚ 2025 ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን…

ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መፍጠሪ ግንዛበ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መፍጠሪ ግንዛበ "ብኽለት ይኣክል ፅባቐ ይንቃሕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኻይዱ። እቲ ጎስጓስ ብዕሊ ዘጀመሩ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ከምዝበሉዎ÷ ንድኽነት ምስዓር ዝከኣል ምስ ተፈጥሮ ምትዕራቕ…

ቀዳማይ ዕላማና ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምችውቲ ንምግባር ዘለና ቆራፅነት ምዕዋት ኢዩ- ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዕላማና ኣዲስ ኣበባ ንናብራ ነበርታ ዝተመቸወትን ሰሓቢትን ከተማ ንምግባር ዘለና ቆራፅነት ምዕዋት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን መራሕቲ ፕሮጀክት ልምዓት ኮሪደር…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ናይ ሰብኣዊነትን ምሕረትን ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞስኮ ድሕሪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ናይ ሰብኣዊነትን ምሕረትን ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኣዳራሽ ከተማ ክሮከስ ዝተፈፀመ መይቃዕቲ ስዒቡ እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኣተሓሳስባታት…

ኢንዱስትሪታት ዘጋጥሙዎም ማሕለኻታት ንምፍታሕ ክስራሕ ኢዩ – አይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዘጋጥሙዎም ማሕለኻታት ንምፍታሕ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ብምውዳድ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ አይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆመም፡፡ እቶም ሚኒስትር ከይዲ ምፍራይ ተሽከርከርቲ ሳፋሪ ዝርከበሉ ብርኪ ተዓዚቦም፡፡ ኣብ እዋን…