Fana: At a Speed of Life!

ዝተኣጓጎለ ክረምታዊ ትምህርቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዕለቢ ክረክብ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተኣጓጎለ ክረምታዊ ትምህርቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዕለቢ ከምዝወሃቦ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ብኮቪድ፣ ፈተና 12 ክፍሊን ኣካዳሚ ካላንደርን ንምጥዕዓም ብዝብል ዝተቛረፀ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዕጫኡ እንታይ ኢዩ?" ብዝብል ሕቶታት እናቐረቡ ፀኒሖም…

ስርዓተ ምግቢ ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ፕሮጀክት 70 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓተ ምግቢ ማሕበረሰብ ንምምሕያሽ ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ)ን ስምምዕነት ፕሮጀክት 70 ሚሊየን ዶላር ተኸቲሙ። እቲ ፕሮጀክት ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓተ ምግቢ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን…

ብ250 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መፍረዪ ፋብሪካ እታወታት ህንፀት ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብ250 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መፍረዪ ፋብሪካ እታወታት ህንፀት ተመሪቑ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ሰዓት ልዕሊ 220 ቶን መፍረዪ እታወታት ህንፀት ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃር…

ፀወታ ሸገር ደርቢ ንፈለማ እዋን ኣብ ዱባይ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ንፈለማ እዋን ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ ከምዝካየድ እተን ጋንታታት ኣፍሊጠን፡፡ ጋታታት ቅዱስ ጊዮርጊስን ኢትዮጵያ ቡናን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ዝቕፅል 16 ለካቲት 2016 ዓ.ም…

ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ 45 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስት ክግበር ዝኽእል ሃፍቲ ከመዘለወን ፀብፃብ ሃፍቲ ብሪክስ ሄንሌይን ፓርትነርስን ኣመልኪቱ። ቅድም ክብል ሩሲያ፣ ህንዲ፣ ቻይና፣ ደቡብ ኣፍሪካን ብራዚልን ሓቝፉ ዝነበረ ብሪክስ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን…

ኣርሰናል ኣብ ልዕሊ ዌስት ሃምን 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ኣርሰናል ንዌስትሃም 6 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡ እተን ሸቶታታ ድማ÷ ዊሊያም ሳሊባ፣ ቡካዮ ሳካ (2)፣ ጋብሪኤል ማጋሌሽ፣ ሊሃንድሮ ትሮሳርድን ዲክላን ራይስን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ኣርሰና…

ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክሳብ ሕዚ ብዘይምህናፁ ዘናስሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ካብ ሃገርን ኣህጉርን ተሳጊሩ ኣብ ዓለም ዝተጋውሐ ዘኹዕ ዓወትና ይኹን እምበር እዚ ኣብ ሓደ ቦታ ብግቡእ ዝገልፅ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ክሳብ ሕዚ ዘይምህናፁ ዘናስሕ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ብዕድልን ብቃልሲን ዝተመልአ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዕዞ ህይወት ደቂ ሰባት ብዕድልን ብቃልሲን ዝተመልአ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ መሪቖም፡፡ ኣብቲ ስነ…

ብዘይ ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ተሰሪሑ – ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይ ዝኾነ ይኹን ግልጋሎት ንዘበናት ኣብ ዝነበረ ቦታ ዘበን ዘይስዕሮ ስራሕ ሰሪሕና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፒያሳ ዝተሃነፀ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ…

ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…