ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ 4ይ ስዕረት ኣተኣናጊዳ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ 4ይ ተኸታታሊ ስዕርት ኣተኣናጊዳ፡፡ ሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ምስ ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ዝተራኸበት ጋንታ ባህርዳር ከተማ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ፡፡ እቲ ውፅት ስዒቡ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኩለን ዞባታት ኣብ ዝርከባ 20 ከተማታት ፅባሕ ህዝባዊ ምይይጣት ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠሚቶም ምስ ሕብረተሰብ ክመያየጡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ ኣብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ለካቲት 2016 ዓ.ም ዝካየድ ስነ ስርዓት ምረቓ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ስዒቡ ኣብቲ ዕለት ካብ ሰዓት 6 ጀሚሮም ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበባ ካብ 3…
ቢዝነስ ካብ ፓርኪታት ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፓርኪታት መቀነባበሪ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ መራሒ ፈፃሚ ስራሕ መሰረተ ልምዓትን ህንፀት ዓቕሚን ፓርክ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሄኖክ ኣበበ÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወታደራዊ ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ብሓባር ክሰርሑሉ ኣብ ዝኽእሉ ኩነታት ጠሚቶም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሻሪፍ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ኮማንዳንት ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያ ብርጋዲየር ጄኔራል ከበደ ረጋሳ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ኣብ ርክብን ሓበራዊ ረብሓን ትካላት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምትሕብባር ዘድሀበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየር ዘበኑ ዝበፅሖ ዕጥቂ ክሳብ ምዕጣቕ ዝበፅሐ ትካል ኩርዓት ሃገር ኮይኑ ኢዩ – ሌ/ጀ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ዘበኑ ዝበፅሖ ዕጥቂ ክሳብ ምዕጣቕ ዝበፅሐ ኩርዓት ሃገር ዝኾነ ትካል ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌቴናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ መበል 70 ሕፁያት መኮንናትን ሰልጠንቲን ቃኘው ኮርስ ኣብቲ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓውደ ምርኢት ዲፕሎማሲያዊ ምሕዝነት ኢትዮ-ጂቡቲ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ብምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተረኺቦም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቪዛ ሪያን ማኪነርኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ቪዛ ዘለዋ ምሕዝነት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዘቲዮም፡፡ ሓደሽቲ ኣማራፂታት ዲጂታል…
ስፓርት ቴክኒካል ልኡኽ ፊፋ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኒካል ልኡኽ ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዩ፡፡ እቲ ልኡኽ ናብ ከተማ ድሬዳዋ ዝኣተወ ምዝዛም ሕድሳት ምንፃፍ ኣርቴፊሻል ሳዕሪ ስታዲየም ድሬዳዋ ስዒቡ ሞያዊ ትዕዝብቲ ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ምልከታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣተሓባባሪ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣተሓባባሪ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳሚኤል ዶን ምክትሎም ቻሩ ቢስትን ተዛቲዮም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ መቐለ ተራኺቦም ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኩነታት…