Fana: At a Speed of Life!

መልእኽቲ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራዊ ጉባኤ ብምርካብ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መደረኦም ከምዝገለፁዎ፣ ሓበሬታ ልክዕ ከም ወርቂ ክባር ሃፍቲ ሃገር ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምኡ…

ሓበራዊ ተረባሕነት ኢትዮ ስዑድ ዓረብ ንምሕላው ክልተኣዊ ርክብ ክጠናኸር ኣለዎ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ሓበራዊ ተረባሕነት ኢትዮ ስዑድ ዓረብ ንምሕላው ክልተኣዊ ርክብ ክጠናኸር ኣለዎ ኢሎም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኤልኬሬጅ ኣብ ክልተኣዊን ርክብን…

ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንምሻም ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 10፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንነበር ኣሰልጣኒኣ ጆዜ ሞሪንሆ ዳግም ንምሻም ከምዝተስማዕመዐት ተሓቢሩ፡፡ እቲ ዓመተ ውድድር ምስ ጋንታ ሃገሮም ቤኒፊካ ዘሕለፉ ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ፤ ናብ ነበር ገዝኦም ሳንቲያጎ ቤርናባው ንምምላስ ተስማዕሚዖም፡፡…

ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘድሀበ ዞባዊ ፎረም ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘድሀበ ዞባዊ ፎረም ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ዞባዊ ምትእስሳር ምጥንኻር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ኣፈ ጉባኤ…

ጉዕዞ ሉኣላዊነት ሓበሬታ ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓለም ሉኣላዊነት ዝድፈር ብወረራ ዶብ ጥራሕ ዘይኮነስ ሓበሬታ ብምምስራቕ እውን ኢዩ። ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ እናወደቓ ኣብ ዝርከባሉ ዘበን፤ ሓበሬታኻ ምቁፅፃርን ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅን ጉዳይ…

ኣምር መደመር መሰረት ዝገበረ ሓበሬታ ተኮር ፖሊሲ ኣመራርሓን ውሳነ ምሃብን ምርግጋፅ ተኻኢሉ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምር መደመር መሰረት ዝገበረ ሓበሬታ ተኮር ፖሊሲ ኣመራርሓን ውሳነ ምሃብን ምርግጋፅ ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ጉባኤ ስታትስቲክስ ልምትን ሉኣላዊነት ሓበሬታን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ስታትስቲክስ ልምትን ሉኣላዊነት ሓበሬታን ዘድሀበ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ፡፡ ''ሉኣላዊነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራዊ ጉባኤ፤ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ…

ኣርሰናል ምስ በርንሌይ – ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 መርሃ ግብሪ እንግሊዝ ፕሪሚየር ኣርሰናል ሻምፒዮን እቲ ሊግ ንምዃን ወሳኒ ዝኾነ ፀወታ ሎሚ ምሰት ክትገብር ኢያ፡፡ ጋንታ ሰሜን ለንደን ናብ ሻምፒዮንሺፕ ምውራዳ ንዘረጋገፀት በርንሌይ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ኤሚሬትስ ክተተኣናግድ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ 15 ሜዳሊያታት ኣኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ጋና እናተኻየደ ኣብ ዝቐነየ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 15 ሜዳሊያታት ብምእካብ ውድድራ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ኣጃይባ ኣልዩ፣ ምስጋና ሃይሉ፣ ገመቹ ጎዳና፣ ምስጋናው ዋቁማን ውብኣለም…

ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 2026 ብደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ተዓዊታ፡፡ ኣትሌት ብርቄ ነቲ ርሕቐት 3 ደቒቕ 55 ሰከንድን 56 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብዓወት ዛዚማ፡፡ እታ…