Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ዝኾነ መሬት ስራሕቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ከምዝውገን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ዝኾነ መሬት ስራሕቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ከምዝውገን ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣብ ኩለን ክልላት ከምዝውገንን ክሳብ ሕዚ ድማ ዝተወሰና ክልላት…

ን40 ሺሕ ኣረጋውያን ሕክምና ዓይኒ ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሎሚ መዓለወቲ ጀሚሩ ክሳብ 28 ለካቲት 2016 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኢትዮጵያ ን40 ሺሕ ኣረጋውያን ናፃ ሕክምና ዓይኒ ከምዝወሃብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትነዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴርን ዓለም ለኸ ፋውንዴሽን ኣልባሳርን…

ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ኣለዋ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)  

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ምዕራብ ይኹን ምብራቕ ፅኑዕ ምሕዝነት ከምዘለዋ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዲፕሎማሲ ብዝምልከት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ክመዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 9 ሚኢታዊ ዕቤት ክመዝገብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቕረቡሎም ኢኮኖሚያዊ ጉዳያ ዝምልከቱ ሕቶታትን ዘለዉ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ህይወት ሰባት ከይቀጥፍ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ይግባእ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዘጋጠመ ድርቂ ህይወት ሰባት ከይቀጥፍ ተሓባቢርና ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ…

መንግስቲ ፌዴራልን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ብምትሕብባር ብዝሰርሑዎ ስራሕ ዘዕግብ ውፅኢት ተረኺቡ ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሳላሳይ ዘበን ስራሕ መበል 14 ስሩዕ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትግራይ ክልል ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ድሕሪ ስምምዕነት…

ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ኣብ ምጥንኻር ዝጠመተ ልዑል መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጥዕና፣ ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕበራዊ ልምዓትን…

ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ እቲ ሙዚየም ነቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዘጎብነየኦም ኣብ ማሕበራዊ…

ልዕሊ 260 ካሻ ቡን ብዘይሕጋዊ መገዲ ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 260 ካሻ ቡን ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምኽዛን ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ፡፡ ተጠርጠርቲ ቡን ንምሻጥ ዘኽእል ዝኾነ ይኹን ሕጋዊ ፍቓድ ከምዘይብሎም ዝገለፀ ፖሊስ÷ ኣብ ክልል…

ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦስተን ውድድር ውሽጢ ገዛ ኒው ባላንስ ጉዳፍ ፀጋይን ለሜቻ ግርማን ተዓዊቶም። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተወዳደረት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ÷ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቕ 58 ሰከንድን 11 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን…