ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃዋሳ ከተማ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 2 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ሃዋሳ ከተማ ዘተዓወተትለን ሸቶት ዓሊ ሱሌማን ኣብ መበል 3ደቒቕን 48 ደቒቕን ኣመዝጊቡወን፡፡ መበል 30 ናይ መወዳእታ ሰሙን መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዉ 490 ጋላክሲ ሳምሰንግ ሞባይል ስልኪታ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮንትሮባንድ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዉ 490 ጋላክሲ ሳምሰንግ ሞባይል ስልኪታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ፖሊስ ካብ ሕብረተሰብ ዝረኸቦ ሓሬታ መሰረት ገይሩ ብዝገበሮ ክትትል 25 ሰነ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ከም ትካል ብዙሓት ዓወታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብ 2016 ዓ.ም ብዙሓት ዓወታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም፡፡ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ መዛሚ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2016 ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፖሊስ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ማርዮት ኢንተርናሽናል ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ማርዮት ኢንተርናሽናል ምስ ዝኾኑ ኣንቶኒ ካፑኣኖ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ምዕባይ ዝርከብ ዓውዲ ጉዕዞን ሆስፒታሊቲን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ይማኖታዊ ስነ ስርዓት ህንዲ ብዝተፈጠረ ፅቕቅጥ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 121 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ህንዲ ኣብ ሃይማኖታዊ ፌስቲቫል ሂንዱ ብዝተፈጠረ ፅቕቅጥ ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም 121 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ህንዲ ግዝኣት ኡታር ፓራዴሽ ሃታራስ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ተኸተልቲ እምነት ሂንዱ ሃይማታዊ ስነ ስርዓት እናካየዱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ወደብ ዶራሌ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትሩ ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ በዓል ብዙሕ ዕላማ ወደብ ዶራሌ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዘፍለጡዎ÷ ዑደት እቶም ሚኒስትር፤ ብወደብ ዶራሌ ካብ ጅቡቲ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተግባራዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ ኢላ ኣምን – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገም ክሌማዊ ለውጢ ንምትዕርራይን ብዘላቕነት ንምፍታሕን ተግባራዊ ምላሽ ምሃብ ይግባእ ኢላ ኣምን” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ወለንታ ዝተመርኮሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 279 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ሰለስተ ኮሌጃትን 16 ክፍሊታት ትምህርቲን ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ እናመረቐ ዝርከብ፡፡ ዩኒቨርሲቲ ሚዛን ቴፒ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናደኦ ኮንፈረንስ፤ ''ትካላት ሃይማኖት ንዘላቒ ሰላምና'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ ኮንፈረንስ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ብጎንፂ ንዝተጎድኣ ደቂ ኣንስትዮ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንምግባር ከምዝሸርኽ ገሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ጎንፂ ተተሓሒዙ ጉድኣት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ብግቡእ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ንኽኸውን ስራሕቲ ክትትል ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ቀዲ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ…