Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ‘ፈረስ ጉግስ‘ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ምርኢትን ውድድርን ‘ፈረስ ጉግስ‘ ኣብ ሰንዳፋ በኬ ተኻይዱ። ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ዝተሳተፉሉ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል…

መበል 53 ሻምፒ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 21 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 53 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ። ኣብቲ ሻምፒዮና፥ ኣብ ካሜሮን ዝካየድ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካን ኣብ ጋና ኣክራ ዝካየድ…

ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት መጥቃዕቲ ፈፂመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን እንግሊዝን ዓመፅቲ ሁቲ ይርከቡዎም ኣብ ዝበለኦም 36 ቦታታት ዕላማ ብምግባር ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ምፍፃመን ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ማእኸላይ እዚ ኣሜሪካ ከምዝሓሮ÷ ክልቲአን ሃገራት ብኣየርን ብባሕሪን ብዝገበረኦ ወፍሪ ምጥቃዕ ኣብ…

ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ብሪክስ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣባላት ብሪክስ ዘለዋ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቅፅል ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። ብኣይተ ማሞ ምህረቱ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ሩሲያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ቀዳማይ ኣኼባ ኣባል ሃገራት እናተሳተፈ ይርከብ፡፡…

ስምምዕነት ፕሪቶርያ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ተግባራዊ ምላሽ ይደሊ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ፕሪቶርያ ልዕሊ ዝኾነ ይኹን ጉዳይ ተግባራዊ ምላሽ ይደሊ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ሕወሓት ኣብዚ ሰሙን ዘውፀኦ መግለፂ ስምምዕነት ፕሪቶርያ ንኽኽበር ምሕታቱ መንግስቲ ፌዴራል ብዕምቆት…

ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ብሬሚታንስ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ናብ ሃገር ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ሃገራት ናብ ኢትዮጵያ ብሬሚታንስ ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ገንዘብ ከምዝተለኣኸ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መሓመድ እንድሪስ (ዶ/ር)÷ ተሳትፎ ልምዓት ዳያስፖራው ንምዕባይ ብዕቱብ እናተሰርሐ…

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ዘምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኤንዲፒ) ኣብ ኢትዮጵያ ሳሙኤል ዶ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ጀምሮ ብዩኤንዲፒ ዝተፈላለየ ሓገዝ እናተገበረሉ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ልምዓታዊ ተራድኦን ምትሕብባርን ስዊድን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ልምዓታዊ ተራድኦን ምትሕብባርን ስዊድን (ሲዳ) ጃኮብ ግሬተን ተዛቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ህልዊ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም።…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ዝተሃነፀ ህንፃ ንተጠቀምቲ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 4 ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት ዝተሃነፀ በዓል ኣርባዕተ ደብሪ ህንፃ ተመሪቑ ንተጠቀምቲ ተመሓላሊፉ። እቲ ህንፃ ጊፍት ሪል እስቴትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ብምትሕብባር ዘህነፁዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…

መዕፀዊ ስነ-ስርዓት ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሰበኽ ሳግም ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ሎሚ ክዛዘም ኢዩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት መዕፀዊ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጀላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢንጂነር…