ዓለም ለኻዊ ዜናታት ልውውጥ ንግዲ ቻይና-ኣፍሪካ 282 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር በፂሑ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ልውውጥ ንግዲ ልዕሊ 282 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ምብፅሑ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ከምዝሓበሮ÷ ምትሕብባር ንግዲን ኢኮኖሚን ንርክብ ቻይና-ኣፍሪካ ቁልፊ መሰረት ኢዩ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023…
ስፓርት ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ተፀምቢሩ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው ናብ ግብፃዊት ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ ከምዝተፀምበረ ጋንትኡ ኣፍሊጣ። ካብ ታሕተዋይ ሊግ ብምዕባይ ንፕሪሚየር ሊግ ግብፂ እናመርሐት ትርከብ ጋንታ ዜድ ኤፍ ሲ÷ ንኣቤል ያለው ንምፍራም ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልካ ቁንጥሬ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ንኽምዝገብ ጉባኤ ዩኔስኮ ይፅበ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦታ ኣርኪዮሎጂ ዝኾነ መልካ ቁንጥሬ ኣብ ሓድጊ ዓለም ንምምዝጋብ ኣብ መበል 46 ጉባኤ ውሳኔ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስን ባህሊን ትምህርቲን (ዩኔስኮ) ትፅቢት እናተገበረ ከምዝኾነ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ መልካ ቁንጥሬ ኣብ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ምዝገባን ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነትን ሂቡ። እቲ ቦርድ÷ ኣብ ኣዋጅ መረፃ፤ ምዝገባን ስነ-ምግባር መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1162/2011 ዓ.ም ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ዝሰረቑ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 21 ሚሊየን ብር ዝግመትን ንዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ማይ ዘገልግልን ንብረት ዝሰረቑ ሸውዓተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ተጠርጠርቲ እቲ ገበን ስርቂ ዝፈፀሙ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ወረዳ 3 ኣርባ ዘጠኝ ተባሂሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃውዒት ሰላም ተቐቢሎም ናብ ስልጠና ተሃድሶ ንዝኣተዉ ሰልጠንቲ ኣቀባብላ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ናብ ስልጠና ተሃድሶ ንዝኣተዉ ሰልጠንቲ ናይ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣቀባብላ ተገይሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው፣ ኣዛዚ እዚ ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሮም። እቲ ኤክስፖ "ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒዶ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ሕቡራት መንግስታት ፋቱ ሃይድራ ጋር ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒዶን ኢትዮጵያን ተሳቲፎም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤግዚቢሽንን ጉባኤን በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ቡን ኣፍሪካ ከምዝካየድ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 20 ኤግዚቢሽንን ጉባኤን በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ቡን ኣፍሪካ ካብ 28 ጥሪ ጀሚሩ ንሓሙሽተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝካየድ ተገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣዱኛ ደበላ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ብናይ ባዕሉ ዓቕሚ ኦክስጅን ምፍራይ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ብናይ ባዕሉ ውሽጣዊ ዓቕሚ ኦክስጅን ምፍራይ ጀሚሩ። ስራሕ ኣብ ዝጀመረሉ ትማሊ ዕለት ጥራሕ 62 ኦክስጅን ምፍራይ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ፡፡ እቲ…