ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኢንቨስትመንታት ይጉብንዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብውልቀ ኣልማዕቲ እናለምዑ ኣብ ዝርከቡ ኢንቨስትመንታት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ኣምባደራት ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጎልድ ኢንዱስትሪ መንደር ፌዳ ዋቅ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ኣብ ሸውዓተ ትካላት ፌዴራል ተግባራዊ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን ኣብ ሸውዓተ ትካላት ፌዴራል ተግባራዊ ከምዝትግበር ተግባራዊ ከምዝግበር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ገሊፁ፡፡ ኣብ ሪፎረም ምምሕያሽ ምምሕዳርን ግልጋሎትን መንግስቲ ብምድሃብ÷ ሚኒስቴር ገንዘብን ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምላስ “ፀሓይ” ኣውሮፕላን ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ብዓርሰ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትካእ ናይ ሞራል ስንቂ ኢዩ – በዓል መዚ ሲቪል… Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምላስ "ፀሓይ" ኣውሮፕላን ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ብናይ ባዕልና ፈጠራ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ንምትካእ ናይ ሞራል ስንቂ ኢዩ ክብል በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ በዓል መዚ “ፀሓይ” ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ ኣመልኪቱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 4 ሺሕ ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር ምፍሻል ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መጀመርታ መንፈቕ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ከም ሃገር ካብ ዝተፈነዉ 4 ሺሕን 623 ፈተነታት መጥቃዕቲ ሳይበር እቶም 4 ሺሕን 493 ዝኾኑ ምፍሻል ከምዝተኻእለ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ሰለሞን ሶካ÷ ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕወኒ ሓሺሽ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ፌስታል መዕወኒ ሓሺሽ ኣብ ተሽከርካሪት ብምፅዓን እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስኣበባ ገሊፁ፡፡ ተጠርጠርቲ ዝተትሓዙ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 01 ለቡ ሙዚቃ ቤት ተባሂሉ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ናይ ውግእ ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤፍ-16 ዝዓይነታ ናይ ውግእ ኣውሮፕላን (ጀት) ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ምሕምሻሻ ተሓቢሩ። ኣብቲ ከባቢ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ እዋን ኣብ ልሊ ጦር ኣውሮፕላን ተመሳሳሊ ሓደጋ እንተጋጥመን እዚ ንሳልሳይ ግዘ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እታ ናይ ውግእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብ651 ሚሊየን ብር ፕሮጀክታት ልምዓት ይህነፁ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jan 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲግራት ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ብ651 ሚሊየን ብር ህንፀት ፕሮጀክታት ልምዓት እናተኻየደ ምዃኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። እቲ ህንፀፅ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ብዝሰለዖ 351 ሚሊየንን ባንኪ ዓለም ብዝገበሮ 300 ሚሊየን ብር ሓገዝን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንስደተኛታት እናገበሮ ዝርከብ ክንክን ውሕመ ናእድኡ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ካብ ሱዳን ተመዛቢሎም ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ዞባ ኣሶሳ ወረዳ ኩርሙክ ንዝርከቡ ንስደተኛታት እናገበሮ ዝርከብ ክንክን ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታ ፊሊፖ ግራንዴ ናእደኦም ገሊፆም። ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይረን። እተን ፕሬዘዳንት ካን 17 ክሳብ 23 ጥሪ 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ተዘዋዊረን ተዓዚበን፡፡ ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ዓወት ዓድዋ ተተሓሒዙ ሓድጊታት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምስ ዓወት ዓድዋ ተተሓሒዙ ሓድጊታት ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣበርኪቶም፡፡ ምስ ዓወት ዓድዋ ዝተተሓሓዙ ሓድጊታት ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኽቕመጡ ከንቲባ አዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦ ፃውዒት ስዒቡ ኢዩ እቶም…