Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ መብፅሒት ኣፍሪካውያን ኢያ – ምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መብፅሒት ኣፍሪካውያን ኢያ ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ ሜጄር ጄኔራል ጂኦፍር ቾንጎ ተዛሪቦም። በቶም ምክትል ኢታማዦር ሹም ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ወታደራዊ ኣመራሓ ዛምቢያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ፡፡…

ኢትዮጵያን ኣንጎላን ነባር ስምምዕነት ግልጋሎት ኣየር ብሓዱሽ ብምምሕያሽ ተራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣንጎላን ነባር ስምምዕነት ግልጋሎት ኣየር ብሓዱሽ መልክዕ ብምምሕያሽ ተራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ ጌታቸው መንግስቴን ኣካቢ ቦርድ በዓል መዚ ብሄራዊ ሲቪል ኣቪዬሽን ኣንጎላ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ላርስ ራስሙሴ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ "ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴንማርክ ላርስ ራስሙሴ እንኳዕ ናብ…

ጣና ነሽ ፪ ዝተሰየመት ጃልባ ናብ ኢትዮጵያ ጉዕዞ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትራንስፖርትን ሎጅስቲክን ባሕሪ ኢትዮጵያ ንግልጋሎት ትራንስፖርት ማይ ውሽጢ ሃገር ኢትዮ ፌሪስ ጣና ዝተዓደጋ ክልተ ዘበነዎት ጃላቡ ናብ ኢትዮጵያ ይመፅኣ ኣለዋ፡፡ ጣና ነሽ ፪ ዝተሰየመት ዘበናዊት ጃልባ ትራንስፖርት ህዝቢን ካልአይቲ ማእኸለይቲ…

ኣካታታይነት ዲጂታል ፋይናንስ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣፈላላይ ዲጂታል ስርዓተ-ፆታ ንምፅባብን ኣካታታይነት ዲጂታል ፋይናንስ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ጂ ኤስ ኤም ኤ ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ኣመራርሓታት ጂ…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብብርኪ ሃገር ንመበል 48 ግዘ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ንደቂ ኣንስትዮ ነብቅዕ፣ ሰላምን ልምዓትን ነረጋግፅ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብብርኪ ዓለም ንመበል 113 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 48 እናተኸበረ ይርከብ፡፡ እቲ ዕለት ምኽንያት ብምግባር ቅድም ክብል ብዝተጀመረ…

ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘለዋ ምሕዝነት ውፅኢታዊ ኮይኑ ቀፂሉ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘለዋ ምሕዝነት ውፅኢታዊ ኮይኑ ከምዝቐፀለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝውግኖም ፕሮጀክታት ኣድሂቦም ሎሚ ወጋሕታ ምስ ምክትል…

ስሩዕ ብዘይኮነ ፍልሰት ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝነበሩ 180 ሺሕ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ብዘይኮነ ፍልሰት ንምክልኻን ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይን ዘኽእል መድረኽ ምልዕዓል ኣብ ከተማ መቐለ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ መድረኽ ስሩዕ ዘይኮነ ፍልሰት ንምክልኻልን ተመለስቲ መሊስካ ንምጥያሽን ዘኽእል ሕብረት ንምፍጣር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡…

ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ኢትዮ ሄልዝ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 8ይ ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ኢትዮ ሄልዝ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ፡፡ ኣብ መኸፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢትን ጉባኤን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ፣ ኣምባሳደራት፣ ሰብ ሞያ ሕክምናን ዕድመ…

ልዕሊ 40 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋ 40 ሚሊየን 125 ሺሕ ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ብኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሶማሌን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ብዝተገበረ ቅብብል ሓበሬታን ስራሕቲ ክትትልን 26 ለካቲት…