Fana: At a Speed of Life!

ስደተኛታት ተጠቀምቲ ዲጂታል ቴክኖሎጂ ዝኾኑሉ ስርዓት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ ይግባእ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፣ ኮርፖሬሽን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፓርክን ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ሶማሌን ቢሮ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም፡፡ በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ስደተኛታትን ተቓላዕቲ…

4ይ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ብቀጥታ ፈነወ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)4ይ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ሳልሳይ ሰሙኑ ፅባሕ ብቀጥታ ፈነወ ክካየድ ኢዩ። ተዓወትቲ ድምፃውያን ውድድር ምዕራፍ 13፣ ምዕራፍ 14ን ምዕራፍ 15ን ኣብ ሓደ ዝተራኸቡሉ እዚ ውድድር÷ ፅባሕ ናይ ምድብ ሓደ 7 ተወዳደርቲ ምስ ባንድ…

ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓጋዚት ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ምስ ሓጋዚት ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ቫለሪ ጓርኒየሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ÷ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገብሮም ቀረባት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝጠመተ ከምዝኾነ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ጃፓን ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 7 ክብ ክብል ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ቅድም ክብል እናሰርሓሉ ዝነበራሉ ስምምዕነት ትራንስፖርት ኣየር ኣመሓዪሸን፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ቢሮ ሲቪል ኣቪዬሽን ክፍሊ ትራንስፖርት ኣየር ጃፓንን ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…

ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ጥንኩር ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምምዝጋብ ተኻኢሉ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት ዕቤት ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ…

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ምንቅስቓስ ንግዲ 42 ሚኢታዊ ነክዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመፅቲ ሁቲ ብዝፍፅሙዎ መጥቃዕቲ ምኽንያት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ምንቅስቓስ ንግዲ 42 ሚኢታዊ ከምዝነከየ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣፍሊጡ። ምንካይ እቲ ምንቅስቓስ ንግዲ ብምኽንያት ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ምንስቓሳት…

ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ገንዘብ ካብ ምዝበራ ምድሓን ከምዝተኻእለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ገንዘብ ካብ ምዝበራ ምድሓን ከምዝተኻእለ ኮሚሽን ስነ- ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ። መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ህፁፅ ምክልኻል ግዕዝይና እቲ ኮሚሽን ገዛሀኝ ጋሻው÷ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተኻየደ…

ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም። “ከተማታትና ማእኸላ ፍርያት፣ ክእለትን ሰናይ ምምሕዳርን ብምግባር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ከምኡ እውን ኣወሃህባ…

ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ፡፡ እቲ ሓደጋ መበገሲኣ ደሴ ብምግባር ናብ ኣቀስታ እናተጓዓዘት ዝነበረት ሚኒባስ ተሽከርካሪት ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ እታ ሚኒባስ 21 ተሳፈርቲ ፅዒና እናተጓዓዘት…

ዩክሬናውያን ኢዮም ዝተብሃሉ 65 ጦር እሱራት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬናውያን ኢዮም ዝተብሃሉ 65 ጦር እሱራት ዝሓዘት ኣውሮፕላን ሩሲያ ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ። ንብረትነታ ናይ ሩሲያ ዝኾነት ወታደራዊ ኣውሮፕላን እታ ሃገር÷ ምስ ዩክሬን ኣብ ትዋሰነሉ ደቡባዊ ግዝኣት ቤልጎሮድ ኢያ ተሓምሺሻ፡፡ ሚኒስቴር…