ስፓርት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ጋንታታ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ዘራኽብ ፀወታ ሸገር ደርቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ፡፡ እቲ ፀወታ ፅባሕ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣደማ ከምዝካየድ ሓበሬታ ኣክሲዮን ማሕበር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…
Uncategorized መጠን ፍርያት ፀባ፣ ፍርያት ስጋ ዶርሆን ብዝተሃቀኖ መሰረት ፅቡቕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም መጠን ፍርያት ፀባ፣ ፍርያት ስጋ ዶርሆን ብዝተሃቀኖ መሰረት ፅቡቕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ትሩፋት…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን Gebremariam Weldegerima Dec 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ በዓል ሰሙን ትማሊ ምሸት ብዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናልን ቶተንሃምን ተሳዒረን። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ዘተኣናገደት ኣርሰናል 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ ሶለስተ ነጥቢ ስኢና። ቶተንሃም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝተቐበሉ ዕጡቓት ስልጠና ተሃድሶ ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኣብ ትሽዓተ ማእኸላት ስልጠና ተሃድሶ ስልጠና ከምዝጀመሩ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ዞባ ማእኸላይ ጎንደር ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ልዕሊ 700 ዕጡቓት ኣብ ማእኸል ተሃድሶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል 17 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣምቡላንሳት ብሓገዝ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ሙሉእ ናውቲ ሕክምና ዝተማለአሎም 17 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ሽዱሽተ ኣምቡላንሳት ብሓገዝ ረኺቡ። እተን ኣምቡላንሳት÷ ብሓገዝ ትካል ሰብኣዊን ሲቪል ሓለዋን ሕብረት ኣውሮፓ ከምኡ እውን ብኤጀንሲ ልምዓት…
ስፓርት ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሜር ሊግ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ኣይህልዎምን ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 9ይ ክሳብ 11 ሰሙን ዝግበሩ መርሃ ግብሪታት ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ሽፋን ቀጥታ ፈነወ ሱፐር ስፖርት ከምዘይህልዎም ማሕበር ኣክሲዮን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበሩ ከምዝገለፆ÷ መርሃ ግብሪታት መበል 9 ሰሙን ረቡዕ 24 ታሕሳስ እንትካየዱ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን ኣብ መድረኽ ዓለም ናይ ሓባር ድምፆም ንኽስማዕ ብምውዳድ ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ኣብ መድረኽ ዓለም ናይ ሓባር ድምፆም ንኽስማዕ ብምውዳድ ክሰርሑ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ሚኒስትራት ፋይናንስ ኣፍሪካ ተዋዲዶም ከምዝግባእ ተገሊፁ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ (ኢሲኤ)ክላቨር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ብሚኒስቴር ቱሪዝም ዝምራሕ ዓብዪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውን ናብ ሃገሮም ክመፅኡ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብሚኒስቴር ቱሪዝም ዝምራሕ ዓብዪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ንትግበራ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ኣብ ትግበራ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣብ ኢትዮጵያ ሉዊስ ኣንቶኒ ሶቼት ገሊፆም። እቲ ኤጄንሲ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ኩለመዳይ ምትሕብባራት ልምዓት ኣጠናኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ሎሜ ብመስኖ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ሎሜ ብመስኖ ኣብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ሓጋይ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዑደት ከምዝበሉዎ÷ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብቲ ክልል ኣብ 7 ሺሕ ሄታር መሬት…